መገዲ መንእሰይ (ሓንቲ ዓለም) ብ ኣማኑኤል ሳህለ (ታሽዓይ ክፋልን መወዳእታን)

ሓድሓደ ግዜ ካብ ሳልሳይ ዓለም ናብተን ዝሰልጠና ምዕራባውያን ሃገራት ክትስደድ ከሎኻ፡ ከምዚ ካብ ዓለም ናብ ማርስ ወይ ጁፒተር እትገይሽ ዘሎኻ ኮይኑ ኢዩ ዚስመዓካ፡ ከመይሲ እቲ ኣብተን ምዕራባውያን ሃገራት ማዕቢሉ ዘሎ ንመሰላት ወድሰብ ዚምልከት ኣምራት ወይ መትከላት፡ ኣዚዩ ዘገርምን ዘደንጹን ብምዃኑ። … more

ወፍሮም ንገዘኦም ዘይተመልሱ (ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል)

መስፍን ሓጎስ መን እዩ? በዚ ምስሉይ ኢሰያስ ኣፍወርቂን ተለኣኣኽቱ ከም መስፍን ሓጎስን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝተፈጸሙ ገበናት ኣብ ሓጺር ግዜ ጽሒፍካ ዝውድኡ ኣይኮኑን። … more

ወፍሮም ንገዘኦም ዘይተመልሱ (ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል)

መስፍን ሓጎስ መን እዩ? በዚ ምስሉይ ኢሰያስ ኣፍወርቂን ተለኣኣኽቱ ከም መስፍን ሓጎስን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝተፈጸሙ ገበናት ኣብ ሓጺር ግዜ ጽሒፍካ ዝውድኡ ኣይኮኑን። … more

ናይ ሓሶት ለቖታ ! ካልኣይ መወዳእታን ክፋል – ብኣንቶንዮ ተስፋይ

ኣብ’ዚ እንርከበሉ ተሃዋሲ መድረኽ፡ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ጨካን ምልካዊ ስርዓት፡ ዓይኑ ተዓፊኑ፡ ልሳኑ ተለጕሙን ከይኣክሎ፡ ኣብ ዘይፈልጦ ተኻታታሊ ሃንደብታዊ መጻኢ መድረኻት እንዳተሰጋገረ፡ ኣብ በበይኖም እዋን ብናታቶም ዝግለጹ ኣብ ሂወቱ በዳህቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ዘይብሉ፡ ኵናት፡ ብዶባዊ ምስምስ ሰንፈላል ዝዀነ ናብራ ሓሊፉን ይሓልፍን ኣሎ። … more

ሃገራዊ ዋዕላ ብግዜ ዶ ወይስ ብዕላማ ! – ሳልሳይ መወዳእታን ክፋል

ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይን ካልእይን ክፋል ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ኣመልኪተ፡ ዕላማታት ሃገራዊ ዋዕላ፡ ኣገባቡን ብሓፈሻ ኣብ ገለ ውሑዳት ገጻት ኣስፊረ ሓሳባተይ ገሊጸ ነይረ። … more

ብውሕልነት ዘይተረኽበ ዝናስ ብሽፍትነት! – 3ይን መወዳእታን ክፋል

ንኽልተ መንግስታት፡ ዘመነ ድርግን ሕጊ-ግደፍን ኪርእዩ ካብ ዝበቕዑ መንእሰያት ሓደ እየ። ኣብ 1991 ዓ. ም. ህዝባዊ ግንባር ግዜን ቃልስን ዝወለዶ፡ ዓርሞሽሻዊ ውድብ ኮይኑ ዓዲ ከምዝኣተወ ንኹሉ ብሩህ እዩ። እንተኾነ ሕማቕ ዕድል ኮይኑ መወዳእታኡ ኣይጸበቐን። ከምቲ ምስላ ቻይናውያን ዝብሎ “ማርቴሎ ጥራይ ዝንዋቱ ሰብሲ ኩሉ መስማር ኮይኑ ይርኣዮ”። … more

እቲ ሓቂ ኩሉ ንኽፈልጦ፡ ዶባዊ ግጭት ንምንታይ ዕላማ (ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል)

ህዝቢ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ቀያሕቲ ደቁ ከፊሉ ዝረኸቦ ናጽነት፡ ክበር ንበር ዝብሎ እምበር ኣብቲ ዘይሓወየ ቑስሉ ብሓለንጊ ዝገርፎ መራሒ ክረክብ ብሓቂ ኣይጻምኡን ኔሩ። … more