ስርዓት ኢሳያስ፡ ናይ ህዝቢ መሬት ብምምንዛዕ፡ ንናይ ሰፈራ መደባቱ ኣብ ግብሪ ከውዕል ጀሚሩ
Reply
ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሳያስ ካብ መንደፈራ ክሳብ እምኒ ሓይሊ ዘሎ 15 ኪ.ሚ. ዝኸውን መሬት፡ ብዘይካ ጐቦታትን ጀራዲንን ካብ ዋናታቱ ዝዀኑ ሓረስቶት መንዚዑ፡ ባዕሉ ብዝመጽአን ብዓሰርተታት ዝቝጸራ ትራክቶራት ክሓርሶ ጀሚሩ ኣሎ። … more