ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን መድሃኔ ኣለም ዙሪክ መጋበርያ ህግደፍ ትኸውን
ሰርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ኣብ ህዝቢ ዘውርዶ ዘሎ ጭቆና ብምቕጻል፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን’ውን፡ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ገንዘብ ንምርሳይ፡ ንዜጋታት ኣብ ምግዳድን ምፍርራሕን ይርከብ ኣሎ። … more

ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ወጻኢ ኣብ ዘካይዶ ፕሮፖጋንዳውን ሃሱሳውን ስርሓት መጋበርያ ንክኾኖ YPFDJ ብዝብል መጸውዒ ኣብ ወጻኢ ዝፈጠሮ ናይ መንእሰያት ውዳበ ስለዘይተዓወተሉ፡ እቲ ቀንዲ መልማሊኡ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ማንኪ ከይተረፈ ናይ ቅብጸት ምልክታት የርኢ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። … more
ገብረኣብ ትኳቦ፡ ካሕሳይ በኺት፡ ፍረወይኒ ከምኡ ‘ውን ሃብተገርግሽ ዝብሃል ኣብ ኡጋንዳ መሻርኽቲ ንብረት ህግደፍ ዝኾነ ግለሰብ ዘቖሙዋ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ ዝኾነት ጉጅለ፡ ትማሊ ሰንበት 24 ጥሪ፡ ኣብ ቅድስተማርያም ስቶክሆልም (ሽወደን) ፖለቲካ ህግደፍ ክትነዝሕ ‘ኳ እንተፈተንት፡ ብሳላ ተባዕ ተቓውሞ ኤርትራውያን ፕሮፖጋንዳዊ መደባ ከምዝፈሸለ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። … more

… more