ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹልኹም መንእሰያት ተቐማጦ ሽወደን/ስቶክሆልም

ዝኸበርኩም መንእሰያት ኣሓትን እሕዋትን ኣብ እተካይድዎ ዘለኹም ማሕበራውን ውልቃውን ሂወት ዓወትን ኣሳልጦን እናተመነና ነቲ ባሕርያዊ ጉዕዞ ሂወት ዝሃበና ባሕርያዊ ሕጊ ማለት ወዲ ሰብ ተውሊዱ ክዓቢ ክኣርግ ክመውት ተፈጥሮኣዊ ትዕድልትና ከም ምዃኑ ዘካትዕ ኣይመስለናን።

መጸዋዕታ ንሰለማዊ ሰልፊ ፡ንኩሉ ጉዱስ ኤረትራዊ፣ ኖርወይ ኦስሎ፣

መጸዋዕታ ንሰለማዊ ሰልፊ ፡ንኩሉ ጉዱስ ኤረትራዊ፣  ነዞም አብ ሲናይ ሊብያን ሰሃራን፣  አብ ከቢድ ናይ ሂወት ሐደጋ  ወዲቆም ዘለዉ ኤረትራውያን፣  ዝምልከት ሰለማዊ ሰልፊ፣  አብ ኖርወይ ኦስሎ፣  ንዕለት 17 .3.2011 ሰዓት 16:30-18:30 አብ ቂዲሚት  Stortinget.

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ካብቶም ተስፋ ህዝቢ ዝኾነ ምንቅስቓስ ምኾኑ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ልክዕ እዩ አብ ጉዕዝኡ ብርክት ዝበለ ዕንቅፋታት ኣጋጢምዎ ኔሩ እዩ። ድሕሪ እዚ ኩሉ ሽግራት ግን ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲኑ ስለ ዝወጸ ዝተረረን ዝበርተዐን ክኽእውን ኣኺኢልዎ እዩ።

መጸዋዕታ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ – ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – ጨንፈር ከተማ ሳንድየጎ

ንዕለት ሰንበት 17 ጥቅምቲ 2010 (October Sunday 17, 2010) ክቡር አቶ መስፉን ሐጎስ ላዕላዋይ አባል መሰጋገሪ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ አብ ከተማ ሳን ድየጎ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ ከካይድ ኢዩ።

መጸዋዕታ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ – ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – ጨንፈር ከተማ ሳንድየጎ

ንዕለት ሰንበት 17 ጥቅምቲ 2010 (October Sunday 17, 2010) ክቡር አቶ መስፉን ሐጎስ ላዕላዋይ አባል መሰጋገሪ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ አብ ከተማ ሳን ድየጎ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ ከካይድ ኢዩ።

መጸዋዕታ – ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ሃገራዊ ጉባኤ ተሳትፎ ኩሉ ክውንነት ህዝብናን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጥን ብዘይዝኾነ ፍልልይ ዘውሕስን ብስልጡን ኣገባብ ኤርትራውያን ሕድሕድ ልዝባት ዘካይድሉን ዕውት መጋብኣያ ክኸውን ኮሚሽን ብዋዕላ ዝተነበረሉ እምነትን ብሓልዮትን ሓገዛትን ህዝብናን ብርቱዕ ጻዕርታት ክገብር ምዃኑ ይሕበር።

ሕልናዊ መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ብጉዳይ ማእሰርቲ ደቂ-ቅንሓየላ – ብ ገብረሚካኤል ኪዳነ (ጻዕደ)

ብቀዳምነት እቲ ምውቕ ዘዀነ ኤርትራዊ ሰላምታይ ተቐበሉ። ስመይ ገብረሚካኤል ኪዳነ (ጻዕደ) ይበሃል። ምቕማጠይ ኣብ ሕቡራታት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ትውልደይን ወይ መበቆለይ ኣብ ቅንሓየላ እትበሃል ዓዲ ኣውራጃ ሰራየ ወረዳ ተኸላ ኣብ ኤርትራ ይኸውን።

መጸዋዕታ ንምብዓል 20 ሰነ 2010 አብ ስሜን ኣሜሪካ

ኩልና ከም እንፈልጦ ስውኣትና ወትሩ አብ ዝኽርና ምህላዎም እዩ። እንተ ኮነ ግን 20 ሰነ ነቶም እዛ ሎሚ ሃገረ ኤርትራ እናተባህለት ትጽዋዕ ዘላ  ሃገር እቲ ዝግባኣ ክብርን ስፍራን አብቲ ናይ ዓለማዊ ካርታ ንኽትውንን ግብራዊ ዝገበሩ ንጹሃን ሰማእታት ኤርትራ ብኽብርን ብድምቀትን እንዝክረላ ረዛን ዕለት እያ።

ህዝባዊ መጸዋዕታ – ሃገራዊ ዋዕላ ብዝምልከት

ሰንበት ሰነ 6 / 2010 አብ ከተማ ቶሮንቶ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ብዝምልከት ናይ ሰሜን አመሪካን /ካናዳን ወኪል አሰናዳዊት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ መግለጽን መምርሕታትን ክህብ ይመጽእ ስለዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ብሓድነት ህዝቡን ሃገሩን ዝሓልን ፤ዝግደስን አብዚ ታሪኻዊ አኼባ ተረኺቡ ሃነጽቲ ርእይቶታትን ሓሳባትን ከበርክት ብኽብሪ ይዕደም።

ኣገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ: ፈጠራን ምድንጋርን ህግደፍ፡ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ደጀን ሓራ ኤርትራውያንዶ ዋላስ ስውር መሓውር ህግደፍ

ማሕበረኮም ዕላምኡ እንታይ እዩ? ንመን እዩኸ ከገልግል ዝግበኦ? ሽሙ ከም ዝሕብሮ ንማሕበረሰብዶ ወይስ ንውሑዳት ሰባት? ማሕበረኮም መሓውር መንግስታውያን ወይ ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ድዩ ክኸውን ዘለዎ ወይስ ነቲ ይውክሎ እየ ዝብሎ ማሕበረኮም ብሙሉኡ ከይፈለየ እዩ ከገልግል ዘለዎ?

ህ ጹጽ መጸዋዕታ ኤርትራዊ ዓለም-ለኻዊ ምትእስሳር- ዓማጺ ስርዓት ንምድጋፍ ዝግበር ሰልፊ ኣይትሳተፉ፤

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ርእሲ ስርዓት ኤርትራ ውሕሉል ማዕቀብ ካብ ዝወሰነሉ እዋን ጀሚሩ፡ እቲ ካብ ዓለም ዝተነጸለን ብኡ መጠን ዝተኾነነን መሪሕነት ስርዓት ኤርትራ ከይሓነኸ፡ ባይቶ ጸጥታ ዘይሕጋዊ ብይን ከምዝገበረሉ ከምስል ብናህርን ዲፕሎማሲ ብዝጎደሎን ኣገባብ ይጓየ ኣሎ።

መጸዋዕታ ንደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ከተማ ኮሎምበስ ከባቢኣን

ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ኮሎምበስ ን 19 መስከረም 2009 በኣጋጣሚ መበል 8ይ ዓመት ብግልጺ ማሕዩር ሓርበኛታት ተቃልስቲ ኣንጻር ምልኪ-ዝተቃወሙ 11 ኣባላት ሃገራዊ ባይቶን ቦኽሪ ልሳን ህዝቢ ዚኾኑ ተባዓትን ንጹሃትን ጋዜጣኛታት ዝተሓየሩሉ ማዓልታት ብሙኻኑንን በቲ ኻልእ ሸነኽ ድማ ወርሒ መስከረም- ኣደ ብረታዊ ተጋድሎናን ሰለዝኾነት ንመበል 48 ዓመታ ንምብዓልን ንምጽንባል….

መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ መንእሰይ: ጥርናፈ መንእሰያትና ምልክት ብርሃን መጻኢና

ኣብዛ እንነብረላ ዓለም መብዛሕትና ደቂ ሰባት ብተስፋን እምነትን ኢና እንነብር።  ደቂ ሰባት እታ ሃገረይ ኢሎም ዝኾርዑላን ዝንየቱላን ንኹሎም ዜጋታት ብማዕረ መሰሎም ተሓልዩ ክኸብሩላን ክጽዕሩላን ክከላኸሉላን ናይ ነብስወከፍ ሃገራዊ መሰልን ግቡእን እዩ። ኣብታ ሃገር ሰብኣዊ መሰላት ምስ ዘይከብርን ምእኩል ምሕደራ ምስ ዘይህሉን ወይ ውን ብሰንኪ ዘይምዕሩይ ምጣኔ ሃብታዊ ዝርገሐን ሕማቕ ምሕደራን … more