” ዋላ ሞይተውን እንተኾነ ንፓቼኮ ኣይክርስዖን እየ ” – ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ
Reply
መብዛሕትኦም ብጾቱን ደቅዓዱን መሳርሕቱን፡ ከም ጋዜጠኛ ዘይኮነ በቲ ዘይጽገብ ዒላሉን መስሓቕ ጭርቃናትንዮም ዝዝክርዎ። በዐል ቤቱን ወላዲ ኣቡኡን ከይተረፈ ክሳብ ሕጅዮም ክዝክርዎ እንከለው ክርትም ኢሎም ዝስሕቁ። ኣብ ሞያ ጋዜጠኛውን ኣዝዩ ንጡፍን ድምጺ ህዝቢ ብምኹዋን ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናውን ሃገራውን ጉዳያት ብዙሕ ዘበርከተ ፍሉጥ መንእሰይ ናጻ ናይ ብሕቲ ጋዜጠኛዩ ነይሩ ኣብ ክፍላ መጋቢት … more