ስርዓት ህግደፍ ብምኽንያት 24 ግንቦት ካብ ካብ ነፍሲ ወከፍ ስድራ 300 ናቕፋ ክዋጻእ ዘገድድ መምርሒ ሂቡ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።
ስርዓት ህግደፍ ብምኽንያት 24 ግንቦት ካብ ካብ ነፍሲ ወከፍ ስድራ 300 ናቕፋ፡ ካብ ሰብ ትካል ድማ 500 ናቕፋ ክዋጻእ ዘገድድ መምርሒ ኣውጺኡ ድሮ ክሰርሓሉ ጀሚሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

በቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ ዘሎ ውዱቕ ውሽጣዊ ፖለቲካውን ቁጠባውን ኩነታቱን ሙሽሙሽ ስርዓቱን፡ ከምኡ ‘ውን ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ብዝቕጽል ዘሎ ውዕዉዕ ህዝባዊ ተቓውሞታት ተጨኒቑ፡ ኣብ ኤርትራ ‘ውን ህዝባዊ ተቓውሞ ከይለዓል ክቱር ስግኣት ሓዲሩዎ ዘሎ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኣስመራ ኣርባዕተ ክፍላተ ሰራዊት ኣኪቡ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም።
እቲ ሞቱን ህይወቱን ምስ ፕረዚደንት ሊብያ ሙዓመር ቃዛፊ ዘተኣሳሰረ ገበነኛ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ነቲ ን42 ዓመታት ኣብ ኮረሻ ስልጣን ተወጢሑ ዝነበረ፣ ሎሚ ግን ብህዝባዊ ማዕበል ህዝቢ ሊብያ ዝግረፍ ዘሎ ውልቀ-መላኺ ንምድሓን 200 ካብቶም ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ሓለዋ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምዃን ኣብ ሳሕል ዝተዓለሙ ፍሉያት ኮማንዶ ናብ ሊብያ ሰዲዱ ‘ሎ።

ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብተቓውሞ ህዝብን ሰራዊትን ተሓኒቑ ነቕነቕ ዝብል ዘሎ፡ ናይ ቀረባ ዓርኪ ኢሳይያስ ዝኾነ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቐዛፊ ንምርዳእ፡ ናብ ትሪቡሊ ሰራዊት ከምዝለኣኸ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ብመሰረት ሓበሬታ ናይቶም ምንጭታት፡ ስርዓት ህግደፍ፡ ነዚ ኣልማማ ግፋ ዘካይድ ዘሎ፡ ካብ ሰራዊት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናብ ከተማ ዝኣተዉ ይኹኑ ካልኦት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይተጸምበሩ መንእሰያት ኣብ ከተማታት ብብዝሒ እንተጸኒሖም ከምቲ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝካየድ ዝሎ ናዕቢ ከበግሱ ይኽእሉ እዮም ካብ ዝብል ስግኣት ተበጊሱ ምዃኑ የረድኡ።

መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ27 ጥሪ ናብ ቐጠር ምስ ከደ ክሳብ ሎሚ 11 ለካቲት ናብ ኤርትራ ከምዘይተመልሰ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣሰና ‘ውን ነቲ ኩነታት ኣረጋጊጻቶ ኣላ።
ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብሕታዊ ንግዳዊ ምንቅስቓስ ብምቕታል ንግዳዊ ንጥፈታት ንምብሓት ካብ ዘለዎ ፖሊሲ ተበጊሱ ንኹለን ኣውቶቡሳት ደው ከምዘበለን ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ከም ናይ ኮምፒተርን ኔትዎርክን ብዓል ሞያ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ በረኸት ገብረብርሃን ዝተባህለ ክኢላ ንተወሳኺ ስልጠና ናብ እስራኤል ድሕሪ ምኻዱ ነቲ ስርዓት ከም ዝራሕርሖ ደንጕዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ።
ኣብ መዓስከር ወተሃደራዊት ታዕሊም ሳዋ ኣብ ዝርከብ፡ ንትሕቲ ዕድመ መንእሰያት ብዕስክርናዊ ኣተሓሳስባ ኣብ ምብካል ዝነጥፍ ቤትምህርቲ ከገልግሉ ዝጸንሑ መማህራን ብብዝሒ ናብ ስደት ስለዘምለጡ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ዘጋጥሞ ሕጽረት መማህራን ንምትካእ፡ ኣብቲ ቤትምህርቲ ክማሃሩ ካብ ዝጸንሑ ሓያለ ተማሃሮ መንእሰያት ብሕርያ ኣትሪፉ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።
እቲ ኣብ ህዝቢ ባይታ ስኢኑ እናተነጸለ ዝኸይድ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ወጻኢ ንዝነበር ህዝቢ ብስምዒት ንምሓዝን መደልደሊ ዲክታተርያዊ ስርዓቱ ዝኸውን ዶላራት ንምጥርቓምን ኣበጊሱዎ ኣብ ዘሎ ፕሮፖጋንዳዊ ባህላዊ ጎስጓስ ክጥቀመሎም ዝሓረዮም ደረፍቲ ብመንግስቲ እንግሊዝ መእተዊ ቪዛ ስለዝተኸልከሉ ብሓሶት ናይ ዲፕሎማት ፓስፖርት ኣውጺኡ ብምድንጋር ቪዛ የሳልጠሎም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።
ክሳብ 19 ሓምለ 2010 ኣምባሳደር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ፡ Ron McMulen ናይ ኣገልግሎቱ ግዜ ኣእኪሉ ካብ ኤርትራ ምስ ከደ፡ ዛጊት ብደረጃ ኣምባሳደር ከምዘይተተክአ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም።
ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ቕንያት’ዚ ማእከሎት ሓለፍቲ ዝርከቡዎም፡ ኣብ መንግስቱ ከገልግሉ ዝጸንሑ 30 ተጋደልቲ ነበር ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም።
ኣብ ዝሓለፈ ዜና ኣሰና ተጠቒሱ ከምዝነበረ፡ 6 ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ዝነበሩ ዜጋታት ካብ ከባቢ ጢዖ (ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ) ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ብፈጣን ጃልባ ናብ የመን ድሕሪ ምስጋሮም፡ እቲ ስርዓት ኣምሳያ ቁጥዐኡ፡ ኣብ ገማግም ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ርእሲ ዝርከብ ህዝብና፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ልዕሊ ተቐማጦ ጢዖ ናይ ሕንሕነ ስጉምታት … more

ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ወጻኢ ኣብ ኤምባሲታቱ ክሰርሑ ንዝጸንሑ ኣስታት 70 ኣባላቱ ናብ ኤርትራ ከምዝጸውዖም ምንጭታት ሓቢሮም።