ኤርትራዊት ሰናይት ሃብተማርያም ዘርኡ ካብ ምጥራዝ ዲሒና
Reply
ሰናይት ሃብተማርያም ዘርኡ ዝተባህለት ካብ ሃገረ ሱዳን ብናይ ኤርትራ ፓስፖርት ናብ ኔዘርላንድስ ዝኣተወት ኤርትራዊት ዜጋ፡ ብሕጋዊ በዓል ቤታ ካብ ኔዘርላንድስ ናብ ኤርትራ ንምብራር ንዝተኻየደ ፈተነ፡ ሕጋዊ መሳልል ተጠቒሙ ደው ከምዘበሎ ኣብ ኔዘርላንድስ ዝመደበሩ፡ ኤርትራዊ ማእከል ምርምርን ስነዳን /ERDC/ ዝተባህለ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ሓቢሩ። … more