ዋዜማ፣ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ( ራብዓይ ክፋል ) ኣለና

ጀርመን ኣብ ኣርበዓታት፣  ኤርትራ ኣብ ዘመነ-ሚለንየም! ብድሕሪ ኲናት ባድመ፣ ብፍላይ ድማ ኣብ እዋን ሚለንየም ጉሒላ ኢሳይያስ ‘ተንኮለኛ ጉድጓድ ንኮዓቲኣ’ ኮይኑዎ፤ ህድኣትን ሰላምን ኣይረኸበን። እዛ ዘለናያ ዓመተ-2011 ከኣ ገበነኛ ኢሳይያስ፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተኾልኲሉዎ ዝወፈረ ናይ ጥንቲ ድጉል ሕልምታቱ ዝቐበጸላ ዓመት ኢያ። “ … more

ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ (ራብዓይ ክፋል ) ብ ኣለና

ሕቡእ ታሪኽ ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምጅማሩ’ምበር ኣብዚ ግዜ’ዚ ምውድኡ ዝከኣል ኣይኮነን። እቶም ክሳብ ሎሚ ሰሚዕናዮም ዘለና ጉዳያቱ ከኣ ካብ ግምጃ እከይ ተግባራቱ ሓደ ዕሽር ጥራይ ኢዮም፣ ትሽዓተ ዕስሪት (9/10) ድማ ተሪፎሙና ኣለዉ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን።   … more

ኤርትራዊ ኣትሌት ያረድ ኣስመሮም ኣብ ኦሳካ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ዝድነቕ ውድድር ብምርኣይ ራብዓይ ደረጃ ወጺኡ።

ኤርትራዊ ኣትሌት ያረድ ኣስመሮም ኣብ ኦሳካ ጃፓን፡ 30 ዲግሪ ሰንትግሬድ ሙቐትን ብርቱዕ ራህድን ኣብ ዝነበሮ ኩነታት ኣየር ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ዝድነቕ ውድድር ብምርኣይ (ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ) ራብዓይ ደረጃ ብምውጻእ ውድድሩ ዛዚሙ’ … more