ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ማሕበረሰብ ማሕበረሰብ ዓለም

ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ማሕበረሰብ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ጸቕጡ ከዛይድ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ሽወደን ዝመደበሮም ሲቪላዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ግዱሳት ዜጋታትን ብዝቖመ ሽወደናዊ ኤርትራዊ ሓባራዊ ጽላል ብዝተባህለ ማሕበር  ዕስራ ዓመት ዘቁጸረ መሬታዊ ነጻነት ኤርትራ ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ትሕቲ ምልካዊ … more

ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ማሕበረሰብ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ጸቕጡ ከዛይድ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ኣብ ሽወደን ዝመደበሮም ሲቪላዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ግዱሳት ዜጋታትን ብዝቖመ ሽወደናዊ ኤርትራዊ ሓባራዊ ጽላል ብዝተባህለ ማሕበር  ዕስራ ዓመት ዘቁጸረ መሬታዊ ነጻነት ኤርትራ ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ትሕቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘሕለፎ ዝጸነሐን ዘሎን 20ዓመታት ናይ ዉርደትን መከራን መዋእል ንምዝካር፡  ከምኡ እዉን ኣቓልቦ ሕዝብን መንግስትን ሽወደንን ብኡ ኣቢልካ … more

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ምስ ኣሰና ዘካየዶ ቃለመጠየቕ

ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና: ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ፡ ምስ ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ትማሊ ዓርቢ 25 ለካቲት ዝገበሮ ሰፊሕ ቃለመጠየቕ ብራድዮን ኦንላይን ቲቪን ብተኻታታሊ ከነቕርበልኩም ምዃና እናሓበርና ምክትታልኩም ንዕድም። … more

መጸዋዕታ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ – ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – ጨንፈር ከተማ ሳንድየጎ

ንዕለት ሰንበት 17 ጥቅምቲ 2010 (October Sunday 17, 2010) ክቡር አቶ መስፉን ሐጎስ ላዕላዋይ አባል መሰጋገሪ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ አብ ከተማ ሳን ድየጎ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ ከካይድ ኢዩ። … more

መጸዋዕታ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ – ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – ጨንፈር ከተማ ሳንድየጎ

ንዕለት ሰንበት 17 ጥቅምቲ 2010 (October Sunday 17, 2010) ክቡር አቶ መስፉን ሐጎስ ላዕላዋይ አባል መሰጋገሪ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ አብ ከተማ ሳን ድየጎ ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ ከካይድ ኢዩ። … more

ብዛዕባ ከመይነት መስርሕ ጉዕዞ ምስንዳእ ሰፊሕ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ትልሚ ሓሳባት

ህዝብና ካብ ታሪኽ ተጋድሎ ጸረ-ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣትሒዙ ክሳብ መስርሕ ነጻን ልዑላዊትን ሃገር ምርግጋጽ ይኹን ድሕርኡ ናብ ከባቢ 19 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ጸረ-ህዝቢ ዝዀነ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ወዲቑ ሓሳረ-መከርኡ ረኺቡ’ሎ፡፡ … more

ብኤደኪን ብስም ሲቪካውያን ማሕበራት ዝተጸውዔ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊፍራንክፈርት ዝተዋህበ መግለጺ

መጀመርያ ነዚ ሎሚ መዓልቲ ብስም ኤደኪን ብስም ሲቪካውያን ማሕበራት ዝተጸውዔ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ንምስታፍ ካብ ርሑቕን ቀረባን ብምምጻእ፡ ንኣብ ሕቖን ማእገርን ናይ ህዝብኹም ተጻዒኑ ዘሎ ጨካን ግፍዕን ጭቆናን ናይ ስርዓት ህግደፍን ውልቀ መላኺ ኢሰያስን ካብ ስሩ ንምምሓው እዩ። ስለቲ ተባዕን ቆራጽን ዝኾነ ህዝባዊ ሓላፍነትኩምን ተወፋይነትኩምን ድማ እንዳ ኣመስገና እንኳዕ ብደሓን … more

ሰፊሕ በዓል ኤርትራ ኣብ ካስል ተኻይዱ

ብዲሞክራውያዊ ማሕበር መንእሰይ ኤርትራ ናይ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጨንፈር ጀርመን ብምትሕብባር ጨናፍር ውድብ ግ.ሃ.ድኤ ዞባ ኤውሮጳ ዝተዳለወ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ (ፈስቲቫል ካስል) ካብ ዕለት 31/7 ክሳብ ዕለት 03/08/2008 ኣብ ከተማ ካስል ሃገረ ጀርመን ተኻይዱ ;…ኣሰናዳኢ ሽማግለ ፈስቲቫል ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን … more

ደሃይ ኣስመራ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ሰፊሕ ግፋ ኣካይዱ።

ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ‘ቲ “መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፈለማ ሰሙን ወርሒ ሕዳር ወራር ኣንጻር ኤርትራ ከካይድ ካብ ኣመሪካ ፍቓድ ረኺቡ ኣሎ” ክብል  መንግስቲ ባዕሉ ብወግዒ ዘመሓላለፎ መግለጺ፡  ትማሊ ቐዳም 27 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ሰፊሕ ግፋ ከካይድ ከምዝወዓለ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። … more