ቅዳሕ ደብዳበ ጉዳይ ዑቕባ ደራፋይ ካሕሳይ በርሀ፡ ብ ኤርትራዊ ማእከል ምርምርን ስነዳን ናብ ‘ሆም ኦፊስ’ ዓዲ እንግሊዝ ዝተላእከ – (ትግርኛ & English)
Reply
ኣቶ ካሕሳይ በርሀ ድሕሪ’ቲ ዝተዋህቦ ናይ ዓባይ ብሪጣንያ ናይ ስደተኛ መንበሪ ወረቐት ምሓዙ ነቲ ስርዓት ኣስመራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ብሕታዊ መሰለይ ብምግሃስ ኣብ ውሽጢ ሃገረ ኤርትራ ከንብረኒ ስለ ዘይከኣለ ኢሉ ንዘቕረቦ ናይ ማሓላ ቓል ብምኽሓድ ምስ ስርዓት ኣስመራ ብምትሕብባር