ፈስቲቫል ብምኽንያት ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ባሕቲ መስከረም ኣብ በይ ኤርያ
Reply
ሰፊሕ ፈስቲቫል ብምኽንያት ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ባሕቲ መስከረም ኣብ በይ ኤርያ፡ ከተማ ኦክላንድ፡ ካሊፈርነያ፡ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ (U.S.A) … more
ሰፊሕ ፈስቲቫል ብምኽንያት ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ባሕቲ መስከረም ኣብ በይ ኤርያ፡ ከተማ ኦክላንድ፡ ካሊፈርነያ፡ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ (U.S.A) … more
ባሕቲ መስከረም ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ፍልይቲ ዕለት ምኳና ንኩልና ብሩህ እዩ። እዛ ዕለት እዚኣ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራውያን ዘልዓሉላ ዕለት ምኳና እያ። እዚ ምልዓል ብረታዊ ቃልሲ ግን ንልዑላውነት ኤርትራ ጥራሕ ኣይነበረን። … more