መበል 19 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ – ነዘርላንድ

ብምኽንያት መበል 19 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ንምኽባር  ቀዳም ዕለት 12-06-2010 ሐቢርና ንክነምሲ ብኽብሪ ንዕድመኩም/ክን።ንታሪኻውነትን ክብርን መዓልቲ ናጽንት ሃገርና ዘንጸባርቑ ናይ ስነ-ጽሑፍ መደባት ሃገራውን ባህላውን ሙዚቃ ከምኡውን ባህላዊ መግቢ አዳሊና ከምዘለና ንሕብር። … more

መበል 19 ዓመት በዓል ነጻነት አብ ስቱትጋርት ብጽቡቕ ከቢሩ

ብተቓወምቲ ውድባትን ሲቪክ ማሕበራትን አብ ስቱትጋርትን ከባቢኡን ዝተዳለወ መበል 19 ዓመት በዓል ነጻነት ብዕለት 22 ግነቦት 2010 ብተቀማጦ ስቱትጋርትን ከባቢኡን ከምኡውን ካብ ከተማ ፍራንክፎርት፤ ኑርነበርግን ኡሉምን ዝመጽኡ አጋይሽ  ብሓባር ዝተኻፈልዎ ብድምቀት ብዒሉ ውዒሉ፡፡ … more

ስርዓት ህግደፍ ንጋዜጠኛን በዓል ስልጣንን ስዒድ ዓብደልሓይ (ስዒደና) ኣሱሩዎ።

ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ትካላት መንግስቲ ኤርትራ ከም ሓላፍን ጋዜጠኛን ኮይኑ ከገልግል ንዝጸንሐ ኣቶ ስዒድ ዓብደልሓይ (ስዒደና) ዛጊት ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ኣሲሩዎ ከምዘሎ ክስማዕ ንዝቐነየ ሓበሬታ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾሞ። … more

ዜና በዓል 8 መጋቢት ከተማ ፍራንክፎርት

ብተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ዝተዳለወ በዓል ዝኽሪ 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ብዕለት 06.03.2010 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ተኻይዱ። እቲ በዓል ብርክት ዝበለ ብዝሒ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝተሳተፍዎ፡ ከምኡውን ኣርየስ ላቲኖስ ዝተባህለት ባህላዊት ጉጅለ ላቲን ኣመሪካ ማሓዛ ማሕበር ተበግሶ ዝተሳተፍዎ በዓል’ዩ ነይሩ። … more

ተዓዛባይ ብስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ይሓምም፡ ንስሌኡ’ውን ይማጎት፤ እቲ በዓል ውራይከ፧ እናጉረምረመ፡ይመውት፡ ይጸንት፤

ኤርትራ ነቲ ንሰላሳ ዓመት ዝወሰደ፡ ከቢድ መስዋእቲ ዝተኸፍሎ መሪር ቃልሲ ሰጊራ፣ ልእላውነታ ድሕሪ ምርግጋጻ፣ ኣብ ትሕቲ ምሕደራ ህግደፍ ”ኣብነት ሰላምን መሰረት ምዕብልናን ኣብ ኣፍሪቓ” ክትከውን እያ ዝብል ኣጉል ተስፋታትን ትጽቢታትን ዝነበሮ ህዝቢ ኤርትራ ኮነ ኣህዛብ ዓለም ውሑዳት ኣይንበሩን። ከም ውጽኢቱ ድማ፣ እቲ በዚ ዝተታለለ ህዝቢ ኤርትራን ስርዓታትን ውድባትን ዓለምን፡ ኣብቲ … more

ተቐማጦ ከተማ ኮቨንትሪ ዓዲ እንግሊዝ ን መበል 18 ዓመት በዓል ናጽነት ብክብ ዝበለ ድምቕት ከምዝጸንበሉዎ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ።

አብቲ ብዓል መብዛሕትኦም ካብታ መዳሕንቶም ዝተቐብረትላ ሃገሮም ኤርትራ ህዝቦምን ገዲፎም ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ዝተሰደዱ መንእሰያት ተረኺቦም ነጺ ጽምብል ብባህላዊን ዘመናዊን ደርፊታት ሓባራዊ ናይ ድራር ግብጃን ግብጃን ከምዝጸንበሉዎ ተሓቢሩ።  … more

ዕድመ ንኩሉ ኤርትራዊ ተቐማጦ በይ ኤርያ፡ ንድርብ ባዓል ኣህጉራዊ ደቀንስትዮን በዓል ተጎሩባን

ንድርብ ባዓል ኣህጉራዊ ማዓልቲ ሰቂ ኣንስትዮን፤ ባዓል ቶጎሩባን ኣብ Oakland California ንቀዳም March 21 2009 ሰፊሕ ብዓል ብድምቀት ንኽውዕል ዓቢ ምድላውን ምሽብሻብን ይግበር ስለ ዘሎ፤ ኣብዚ ታሪኻዊ ድርብ ብዓል እዚ ናይ ወጋሕ ትበል ለይቲ ድሙቅ ጸወታ ክህልወና ስለ ዝኾነ፤ ንኹሉ ኤርትራዊ/ዊት ብሓበራ ብዘይ ኣፋላላይ ሽማግለ ኣዳለውቲ ብዓል ብ ኣብሮት ትዕድም። … more

ሰፊሕ በዓል ኤርትራ ኣብ ካስል ተኻይዱ

ብዲሞክራውያዊ ማሕበር መንእሰይ ኤርትራ ናይ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጨንፈር ጀርመን ብምትሕብባር ጨናፍር ውድብ ግ.ሃ.ድኤ ዞባ ኤውሮጳ ዝተዳለወ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ (ፈስቲቫል ካስል) ካብ ዕለት 31/7 ክሳብ ዕለት 03/08/2008 ኣብ ከተማ ካስል ሃገረ ጀርመን ተኻይዱ ;…ኣሰናዳኢ ሽማግለ ፈስቲቫል ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን … more

ሃገራዊ በዓል ነጻነት አብ ትሕቲ ጠበንጃ

እዚ በዓል ናጽነት ህዝቢ ኤርትራን መራሕቲ ህግደፍን ብሓባር ክውዕልዎ ናይ ብሓቂ ዘገርም እዩ። ብዓል ነጻነት ሃገርና ነጻ ዝኸነትሉ ብህዝቢ ኤርትራ ዝተኸፈለ ከቢድ መስዋእ ድኣ እምበር ንህግደፍሲ ውራዩ አይኮነን። ህዝቢ ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ አብ ከቢድ ጸገም ተሸሚሙ አብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን ኢና ነዚ መበል 16 ዓመት ብዓል ነጻነት ነኽብር ዘለና። እዚ … more