ስርዓት ህግደፍ ቤትጽሕፈት ወኪል ባንክ ዓለም ኣብ ኤርትራ ክዕጾ ኣዚዙ።
Reply
ስርዓት ህግደፍ ቤትጽሕፈት ሰራሕተኛታት ወኪል ባንክ ዓለም (World Bank) ኣብ ኤርትራ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ለካቲት (02/2011) ስርሓቶም ኣጽፊፎም ካብ ኤርትራ ክወጽኡ ከምዝኣዘዘ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። … more
ስርዓት ህግደፍ ቤትጽሕፈት ሰራሕተኛታት ወኪል ባንክ ዓለም (World Bank) ኣብ ኤርትራ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ለካቲት (02/2011) ስርሓቶም ኣጽፊፎም ካብ ኤርትራ ክወጽኡ ከምዝኣዘዘ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። … more
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኔዘርላንድስ ካብ ኤርትራውያን በስገዳድ 2% (ክልተ ሚእታዊት) እናኽፈለ ABN AMRO ኣብ ዝተባህለ ባንክ ናይታ ሃገር ብሕሳብ ቁጽሪ 425297322 ኣቐሚጡዎ ዝጸንሐ 4.8 ሚልዮን ይሮ ከይንቀሳቐስ ተኣጊዱ ከምዘሎ ማእከል ምርምርን ስነዳን ኤርትራ ዝተባህለ ኣብ ኔዘርላንድስ ዝመደበሩ ሲቪካዊ ማሕበር ሓቢሩ። … more
ህዝቢ ኤርትራ ብሕሱም ጥሜትን ድኽነትን ኣብ ዝሕለበሉ ዘሎ እዋን፡ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ በቲ እሙን ኣገልጋሊኡ ሓጎስ ገብሪሂወት (ክሻ) ኣቢሉ፡ ካብ ንግድን እንዳስትሪን ቻይና ናብ ፉቦን ባንክ ሆንግ ኮንግ፡ 276,468,220.07 ዶላር ብምትሕልላፍ፡ መሐወሊ ናይ ባንክ 149,292.84 ዶላር ከምዝኸፈለ፡ ነቲ ናይ ምትሕልላፍ ሰነድ ምርኩስ ብምግባር ካብ ከርሲ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ምንጭታትና ሓቢሮም። … more
ኣብ ኣመሪካን ኤውሮጳ ኣብ ናይ ህግደፍ ሕሳብ ባንክ ዝርከብ ገንዘብ ናይ ውልቀ ኤርትራውያንን ማሕበረ-ሰባትን ክሰሓብ ተወሲኑ፣ … more