ማዕበል ተቓውሞ ህዝቢ ኣብ ግብጺ ታሪኽ ሰሪሑ፡ ሑስኒ ሙባረክ ድሕሪ 30 ዓመት ብሓይሊ ህዝቢ ካብ ስልጣን ወሪዱ።
Reply
ኣንጻር ውልቀምካዊ ስርዓት ሑስኒ ሙባረክ ን18 መዓልታት ብጽንዓት ተቓውሞ ከካይድ ዝቐነየ ህዝቢ ግብጺ፡ ሎሚ 11 ለካቲት ተዓዊቱ፡ … more
ኣንጻር ውልቀምካዊ ስርዓት ሑስኒ ሙባረክ ን18 መዓልታት ብጽንዓት ተቓውሞ ከካይድ ዝቐነየ ህዝቢ ግብጺ፡ ሎሚ 11 ለካቲት ተዓዊቱ፡ … more
እቲ ብቤትምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ከምዝጸደቐ ዝጠቐሶ መምርሒ፡ እቶም ካብታ ሃገር ከምዝወጹ ዝተገብሩ ኤርትራውያን፡ ግላዊ ንብረቶም ንምርካብ፡ ንግዳዊ ምንቅስቓስ ንምክያድ፡ ኣብ ባንክታት ኢትዮጵያ ዘሎ ገንዘቦም ብምንቅስቓስ ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ከምዘለዉ ተቖጺሮም ኣብ ንግድን ወፍርን ንኽነጣጠፉ ዘኽእሎም ምዃኑ የገንዝብ። … more