ሓለፍቲ ህግደፍ ደቆም ንወጻኢ የህድሙ፡ – ኮለኔል ደበሳይ ጊለን ብርሃነ ወዲ ቕጫን ብኣብነት ይጥቀሱ።
Reply
እቶም ደቅኹም ኣህዲምኩም ኢሎም፡ ንስድራቤታት ኤርትራ ዘበሳብሱ፡ ዝኣስሩን ዝመቝሑን ሓለፍቲ ህግደፍ ንገዛእ ርእሶም ደቆም ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን የህድሙ ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። … more
እቶም ደቅኹም ኣህዲምኩም ኢሎም፡ ንስድራቤታት ኤርትራ ዘበሳብሱ፡ ዝኣስሩን ዝመቝሑን ሓለፍቲ ህግደፍ ንገዛእ ርእሶም ደቆም ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን የህድሙ ከምዘለዉ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። … more
ኤረትራዊት ወንጌላዊትን ዘማሪትን ሄለን ብርሃነ ብዛዕባቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኮንተይነር ማይስርዋ ክሳብ ሃለዋታ እተጥፍእ ምቕጥቀጥን ኩሉ እቲ ዘጋጠማ ግፍዕታትን ብከመይ ትጸሮ ከምዝነበረት ተሓቲታ ክትምልስ ከላ ከምዚ ዝስዕብ ትብል፡ ከም ሰብ ክትጸሮ ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ፤ ዕላማ ግን ንኹሉ ኢዩ ዘኽእለካ፤ መንፈስ ኣምላኽ ከኣ ብዙሕ ኢዩ ዝሕግዘካ ትብል። እቲ ቀንድን ካብ ኩሉ … more
መታዕቢተይ፡ እዛ ሃገር ናብ ምንታይ ተመርሕ ከምዘላ ትዕዘቡ ዶ ኣለኹም? ዝተዳህከ ቁጠብኣ ከይተበራበረ፡ ዝተዘርገ ጸጥትኣ ከይተመልሰ፡ ዝተመዛበለ ህዝባ ከይተጣየሰ፡ ዝተጎድአ ቁስላ ከይሓወየ ካልእ ሓደጋ ከንጸላልዋ ጀሚሩ። … more