ግርም ‘ባ ፡ ባዕልኻ ተዓንቂፍካስ ንኻልኦት ውደቑለይ ምባል ! – ብኣማኑኤል ኢያሱ
ኣብዚ ቐረባ ግዜ ፡ ‘ሓበሬታ ዘይተዓጥቀ ኣእምሮ ርጡብ ውሳኔ ክወስድ ኣይክእልን’ዩ’ ብዝብል ኣርእስቲ፡ ነቶም ለባማት ብልዙብ ኣገባብ ንኣሰራርሓና ዝምልከት መብርሂ ኣቕሪብናሎም ኢና። … more
ኣብዚ ቐረባ ግዜ ፡ ‘ሓበሬታ ዘይተዓጥቀ ኣእምሮ ርጡብ ውሳኔ ክወስድ ኣይክእልን’ዩ’ ብዝብል ኣርእስቲ፡ ነቶም ለባማት ብልዙብ ኣገባብ ንኣሰራርሓና ዝምልከት መብርሂ ኣቕሪብናሎም ኢና። … more
ካብ ኤርትራ ተሰዲድካ ምውጻእ ብዙሕ ደስ ዘብል ስምዒት ኣይህብን፡ ጽቡቕ ተመክሮ’ውን ኣይኮነን። ኣነ ኣብ ህይወተይ ንመጀመርታ ግዜ ካብ ኤርትራ ዝወጻእኩሉ (ኣብ 60ታት) እዋን፡ ተመሃራይ እየ ነይረ። ትምህርቲ ንምቕጻል ድማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከይደ። … more
በቕሊ ዝረኸቡ ፈረስ እንተደለዩስ ሽፋ ይግበረሎም፡ እዞም ኣድጊ ዘይብልና በቕሊ ክንዕቕ ግን ኣይግድን ! … more
(ትዕዝብቲ ቁጽሪ 1) ጉዕዞይ ሃንደበታውን ሓጺርን ኳ እንተነበረ ብኡ መጠን ገለ ኣፍርዩ ክኸውን እትስፎ። … more
ኤፍሬም፡ (ንበይኑ የስተንትን) ብናይ ገዛእ-ነብሰይ ንእስነትን ከርተትን ደንጊጸ ኣይፈልጥን ‘የ ‘ሞ፡ ነዞም ዕሸላት እዚኣቶምስ ‘ባ እዛ መሬት ልቢ የዕብያ ንናጽነት ዓቝራቶም ትህሉ! ኣብ ክንዲ ዶክተር፡ መምህር ሲ፡ ካን ክሳብ ሕጂ “ተጋዳላይ” ጥራይ ኮይኑ ‘ቲ ሞያ። … more
“ እዞም ንኣእሙሮ ንእስነተይ ሓቅን ቅንዕናን፡ ተወፋይነትን ጅግንነትን ዘዕጠቑዎ ብጾት፡ ከመይ ኢሎም ዝናርካ ፍታሕ ይብሉኒ ኣለዉ? ኣነ ክውዛዕ፡ ክጋደል፡ ኣብ ልዕሊ መሬት ይኹን ትሕቲ መሬት ብጻይ ተጋዳላይ ኮይነ ቅያ ክሰርሕ ‘ምበር፡ ከመይ ኢለ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዛንታ ተጋዳላይ ከድንቕ እነብር…! መልክዐይ መስዋእቲ፡ መስትያተይ ታሪኽ እዩ። ጽባቐይ ከኣ ካልኦት ‘ምበር ኣነ … more