ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።

ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ናብ ኤርትራ ምስከደ  ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። … more

ጸብጻብ አኼባ ሃገራዊ ኮሚስዮን ንደሞክራስያዊ ለውጢ- ስዊደን ብኣባላት ኮሚስዮን

ብመሰረት እቲ ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ኣቢሉ ኣብ መርበብ ሓበርታታትን ብስልክን ብኢመይልን ዝትዘርግሔ መጸዋዕታ ሕዝባዊ አኼባ ትማሊ ቀዳም ዕለት 16 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆም ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብ ፖሊቲካዊ ውድባትን ብርገሳዊ ማሕበራትን፣ ውልቀ ሰባትን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ ኮሚስዮን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ተኻዪዱ። … more