ማርሕበረኮም ኤርትራውያን አብ ሳንታ ክላራ ካውንቲ ሓዲሽ ኮማዊ ማእከል ብክብ ዝብለ ስነ ስርዓት ብዓቢ ደምቀት መሪቑ።
Reply
ማርሕበረኮም ኤርትራውያን አብ ሳንታ ክላራ ካውንቲ አብ ክፍለ ግዝኣተ ካሊፎረንያ ትማሊ 03 ጥቅምቲ 2010 ናይ’ቲ አብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ዝኸፈቶ ሓዲሽ ኮማዊ ማእከል (ኮሚኒቲ ሰንተር ) ናይ ምምራቕ ስነ ስራዓት ብዓቢ ደምቀት አካይዱ። … more
ማርሕበረኮም ኤርትራውያን አብ ሳንታ ክላራ ካውንቲ አብ ክፍለ ግዝኣተ ካሊፎረንያ ትማሊ 03 ጥቅምቲ 2010 ናይ’ቲ አብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ዝኸፈቶ ሓዲሽ ኮማዊ ማእከል (ኮሚኒቲ ሰንተር ) ናይ ምምራቕ ስነ ስራዓት ብዓቢ ደምቀት አካይዱ። … more
… more
ኣቦ ወንበር ብጻይ ተወልደ ገብረስላሰን ፤ ኣባል ወጻኢ ጉዳያት ብጻይ ኑር እድሪስን ንመሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምውካል ትማሊ 12 ጥቅምቲ ዋሺንግቶን ዲሲ ዉሃ ዝበለ ሰሚናር ኣካይዶም።። … more
ኣብቲ ፈስቲቫል ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝርከቡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝመጹ ቡዙሓት ኣባላት ሰልፊ ናህዳ ከምኡ’ውን ተራሃረህቲ ዜጋታት ዕዱማት ሃገራውያንን ገዳይም ተቓለስትን ክርከቡ እንከለዉ ኣቦ-መንበር ሰልፊ ናህዳ ኣቶ ኑር መሓመድ እድሪስ ማለት (ኣባል መሪሕነት ተቓወምቲ ሰልፍታት) ኣብቲ ኣኼባ ብምስታፉ ነቲ ፈስቲቫል ዓቢ ድምቀት ክህቦ ኪኢሉ።