ወርቃዊ ዕድል ተባዕ ስጉምቲ እንተዘይረኺቡ መኻን ዕድል ‘ዩ!
Reply
ኣብ ፈለማ ዓመታት ናጽነት ሓደ መንእሰይ ተጋዳላይ፡ ኣብ ጎደና ሓርነት ኣስመራ (ኮምብሽታቶ) ኣብ ዝርከብ እንዳ ሻሂ ምስ መሳትኡ ኣብ ዕሙር ዕላል ተጸሚዱ ኸሎ፡ ሓደ ስሉጥ-ሎቶሪ ዝሽይጥ ቆልዓ ሃንደበት ድምብር ኢሉ፡ “ሎተሪ ሎቶሪ” ኢሉ እናድሃየ፡ ነቲ ጥማር ሎተሪ ናብ ኢዱ ውትፍ ኣበለሉ። … more

ክቡራት ኣንበብቲ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፤ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ብዛዕባ ኣብ ኣኼባ ፈስቲቫል “ሕጊ-ግደፍ” ፍራንክፈርት ብዕለት18.07.2009 ብሓደ መንእሰይ ዝቐረበ በዳሂ ርእይቶታትን ሕቶታትን ኣንጻር ኣቶ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ንምቕራብ እዩ። … more