ስደት፡ ትማልን ሎምን – – ሓንቲ ዓለም – ብኣማኑኤል ሳህለ

ካብ ኤርትራ ተሰዲድካ ምውጻእ ብዙሕ ደስ ዘብል ስምዒት ኣይህብን፡ ጽቡቕ ተመክሮ’ውን  ኣይኮነን። ኣነ ኣብ ህይወተይ ንመጀመርታ ግዜ ካብ ኤርትራ ዝወጻእኩሉ (ኣብ 60ታት) እዋን፡ ተመሃራይ እየ ነይረ። ትምህርቲ ንምቕጻል ድማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከይደ። … more