ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ‘ኣኸለ!’ ኢልካ ንዳግማይ ትንሳኤ ተላዓል!

ሕጂ፡ ን ‘እንታይ ስለምንታይ’ ‘ውን ግዜ የብልካን። ምጕት ሰዓቱ ሓሊፉ፡ በደልን በዳልን ተቐሊዑ እዩ። ዋጋ ናይዚ ኹሉ ጃምላዊ ኣደራዕካ ሓንቲ ቓል እያ። “እምቢ!” ብሓደ ድምጺ። ዳኛ ንስኻ ተዳናዪ ንስኻ ኢኻ። እቲ ለውጢ ብኣኻ ንዓኻ፡ ፖለቲካዊ ስልጣን ከኣ ግዴኻ እዩ። … more

ይበል ትንሳኤ መንእሰያት ኤርትራ!

እዚ ሕጂ ተበጋጊሱ ዘሎ ሓይሊ ትንሳኤ መንእሰያት ዋሽንግተንን ከባቢኣን ዓቢ ባህላው፤ፖለቲካዊ፤ማሕበራዊን ስነ ኣእምራውን ስራሕቲ ኣብ ቕድሚኡ ይጽበዮ ኣሎ።እንተተሓባቢርካን ተጠርኒፍካን ዘይካኣል ነገር የልቦን እሞ ሃየ ኩላሃና ዘዝካኣለና ነበርክት … more