መንግስቲ ህግደፍ ካህናትን ደናግልን ናብ ሳዋ ክወርዱ ዘመሓላለፎ ሓድሽ ትእዛዝ ብካቶሊካዊት ቤተ ክርስታያን ተነጺጉ!!

22 Mar 2011 !! መንግስቲ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ልክዕ ከም’ቲ ዕቡድ ዓርኩ ቓዛፊ ብፍርሒ ስለዝወሓጡን ዝረግጹዎን ዝዛረቡዎን ኣይፈልጡን: ወግዓዊ ብዘይኮነ ንህዝቢ ንምድንጋር መዓልታዊ ንርእዮ ዘለና’ዩ፡፡ ንሚኒስትሪ ምክልኻል ቀጠልያ መብራህቲ ወሊዑሎም ልቢ ዘለዎ ኩሉ ሓኒኹ: ንክብርን መሰል እምነትን ካህናትን ደናግልን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስታያን ዝግህስ ሓድሽ ወተሃደራዊ ትእዛዝ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣመሓላሊፉ። … more

ደሃይ ካብ ኣስመራ

ውልቀመላኺ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ ኣብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት ፈጺሙ ከይቃላሕ ንሚኒስትሪ ዜና ተሪር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። … more

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ትእዛዝ መስጎግቲ ‘ሓካይም ንሰላም’ Physicians For Peace

ብስርዓት ህግደፍ ወለንታዊ ኣገልግሎቶም ኣቋሪጾም ካብ ኤርትራ ክወጹ ተኣዚዞም ዘለዉ፡ ኣባላት ‘ሓካይም ንሰላም’ Physicians For Peace ጥራይ ዘይኮኑ፡ ካብ ጆርጅ ዋሺንግተን ዩኒቨርሲቲ (George Washington University) ተላኢኾም ተመሳሳሊ ኣገልግሎት ክህቡ ዝጸንሑ ኣባላት ቤትምህርቲ ድሕረ ምረቓ (Post Graduate School for Paediatrics and Surgery) ‘ውን ከምዘለዉዎም ካብ ኣስመራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። … more

“ፕረዚደንት” ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እቲ ኣብ ሱዳን ዝግበር ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ኣብ ማዕከናት ዜና ኤርትራ ከይቃላሕ ጥብቂ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እቲ ድሕሪ 24 ዓመታት ኣብ ሱዳን ዝግበር ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ኣብ ማዕከናት ዜና ኤርትራ ከይቃላሕ ናብ ሚኒስትሪ ዜና ጥብቂ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። … more

ፕረዚደንት ኢሳይያስ 16 ኣምባሳዶራት ክድስክሉ ትእዛዝ ከም ዘመሓላለፈ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ 16 ኣምባሳዶራት ካብ ስርሖም ክድስክሉ ትእዛዝ ከም ዘመሓላለፈን እቲ ጉዳይ ኣብ ውሽጢ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ዓቢ ምፍሕፋሕ ፈጢሩ ከምዘሎን ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።  እቶም ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣስመራ ድሕሪ ምጽውዖም ብ20 ለካቲት ኢሳይያስ ናይ መዛዘሚ ኣኼባ ዘካየደሎም ኣምባሳደራት፡ ኣብቲ ኣኼባ በዳህቲ ሕቶታት ከምዘቕረቡሉ ኣብቲ ዘተ ዝተሳተፉ ምንጭታት … more

ዝተፈላለያ ክፍላተ-ሰራዊት፡ ኣብ ልዕሊ ‘ተን ተቓውሞ ዘካይዳ ዘለዋ ኣሃዱታት መጥቃዕቲ ንምፍጻም ንዝተዋህበን መንግስታዊ ትእዛዝ ይነጽጋ።

እዚ ክፍለ ሰራዊት 21 ከምኡ ‘ውን ክፍለ ሰራዊት 39፡ ነቲ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ በተን ክልተ ቦጦሎኒታት ናይ ምክትታል ዶባት ዝተበገሰ ምንቅስቓስ ብብረት ንኽሃርመኦ ንዝተዋህበን ትእዛዝ ብምንጻግ፡ “ዝዓጠቕናዮ ኣጽዋር ኣንጻር ጸላኢና ‘ምበር ምስ  ኣሕዋትናን ብጾትናን ኣይንታኾሰሉን ኢና” ብምባል ከም ዝተቛወሞኦ ምንጭታት ካብቲ ዞባ ሓቢሮም። … more