ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብተቓውሞ ህዝብን ሰራዊትን ተሓኒቑ ዘሎ ስርዓት ቀዛፊ ንምርዳእ ናብ ትሪቡሊ ሰራዊት ከምዝለኣኸ ምንጭታት ሓቢሮም።
ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብተቓውሞ ህዝብን ሰራዊትን ተሓኒቑ ነቕነቕ ዝብል ዘሎ፡ ናይ ቀረባ ዓርኪ ኢሳይያስ ዝኾነ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቐዛፊ ንምርዳእ፡ ናብ ትሪቡሊ ሰራዊት ከምዝለኣኸ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።
ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብተቓውሞ ህዝብን ሰራዊትን ተሓኒቑ ነቕነቕ ዝብል ዘሎ፡ ናይ ቀረባ ዓርኪ ኢሳይያስ ዝኾነ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቐዛፊ ንምርዳእ፡ ናብ ትሪቡሊ ሰራዊት ከምዝለኣኸ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።
ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብተቓውሞ ህዝብን ሰራዊትን ተሓኒቑ ነቕነቕ ዝብል ዘሎ፡ ናይ ቀረባ ዓርኪ ኢሳይያስ ዝኾነ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቐዛፊ ንምርዳእ፡ ናብ ትሪቡሊ ሰራዊት ከምዝለኣኸ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።
ህዝቢ ሊብያ ነቲ ን42 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ መስፍናዊ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቓዛፊ ብምውዳቕ ለውጢ ንምትእትታው ብርቱዕ ናዕቢ የካይድ ኣሎ።
ህዝቢ ሊብያ ነቲ ን42 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ መስፍናዊ ስርዓት ኮለኔል ሙዓመር ኣልቓዛፊ ብምውዳቕ ለውጢ ንምትእትታው ብርቱዕ ናዕቢ የካይድ ኣሎ።
ውልቀመላኺ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ ኣብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት ፈጺሙ ከይቃላሕ ንሚኒስትሪ ዜና ተሪር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ኣይ ካብ ባይቶ ኣይ ካብ ጋዜጣ ኣይ ካብ ህዝቢ ሓታቲ ዘይብሉ፡ ከከም ኣተሳስኡ ባህ ዝበሎ ዝገብር ቀይዲ-ኣልቦ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ባዕሉ ተሓሲሙዎ ዝጸንሐ ውክልና ሕብረት ኣፍሪቃ ብምቕባል ከም ወኪሉ ከገልግሎ ንግርማ ኣስመሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኹዎ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን።
ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ከም ናይ ኮምፒተርን ኔትዎርክን ብዓል ሞያ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ በረኸት ገብረብርሃን ዝተባህለ ክኢላ ንተወሳኺ ስልጠና ናብ እስራኤል ድሕሪ ምኻዱ ነቲ ስርዓት ከም ዝራሕርሖ ደንጕዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ።
መንግስቲ ሆንግ ኮንግ ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘጽንዖ፡ ቀረብን ምስግጋርን ኣጽዋር፡ ምድስካል ኣብ ባንካትታት ዝርከብ ገንዘብ ናይቲ ስርዓትን፡ ምቕያድ ምንቅሳት ሰበስልጣንን ዘጠቓለለ እገዳ ባይቶ ጸጥጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስራሕ ዘውዕል ኣዋጅ ከምዘውጽአ news.gov.hk ዝተባህለ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ናይታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ጋሽ ባርካ ከባቢ ሩባ ሃይኮታ፡ 16 ሓራምዝ ብጥይት ቀቲሎም፡ ነቲ ብማሕበረ-ሰብ ዓለም ኣብ ዕዳጋ ከይውዕል ዝተኸልከለ ልዑል ናይ ወጻኢ ሸርፊ ዝርከቦ ክቡር ስኒ ሓርማዝ (ኣይቮሪ) ምሕዮም ከምዝወሰዱዎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።
ዝሓለፈ ዓርቢ ዕለት 19/03/10፤ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓ/ብሪጣንያ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ግላስጎ (ስኮትላንድ) ናይ ኤርትራውያን ኣኼባ ከካይድ ዕድመ ኳ እንተገበረ፡ ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከቡ 300 ኤርትራውያን 25 ጥራይ ንዕድሚኡ ተቐቢሎም ኣብቲ ኣኼባ ተረኺቦም።
ዘተ ድምጺ ኣመሪካ ነቲ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝወሰኖ እገዳ ምስ ዝድግፉ ኤርትራውያን
ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኮይኑ ብፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ዝተመዘ ጆኒ ካርሰን ምስ ሮይተርስ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ፡ ኤርትራ ምስ ኣመሪካ ዘለዋ ዝምድና ከተማሓይሽ ትደሊ እንተደኣ ኮይና ነቲ ኣብ ሶማልያ ትገብሮ ዘላ ኣሉታዊ ምትእትታው ደው ከተብሎ ኣተሓሳሲቡ።
ከም ኣመለይ ንኹሉ ክገናጽል ነዛ እትስዕብ ሕታም ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ምስ ኣንበብኩ: ምኽንያት ምዕዝምዛም ናይዚ "መውረርያ ይገበረሉ" ብዝብል ኣርእስቲ ጥርዓን ዘቕረበ ሰብ እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ናብ ወግዓዊ መጽሔት ህግደፍ "ሕድሪ" ኣምራሕኩ። ነቲ ኣብኡ ዝኸብኩዎ "ኩሉ ዝደግሞ ውሑድ ዝፈልጦ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝሰፈረ ጽሑፍ ከኣ፡ "ህግደፍ ዲዩ ቀርኑ ጎዲሙ ወይስ ህዝቢ … more
መራሒ ስርዓት ህግደፍ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ብጽኑዕ ሓለዋ ተሰንዩ ናብ ዞባ ጋሽ ባርካ ብምኻድ፡ ካብ 88 ዝተፈላለያ ዓድታት ከበሳ ህዝቢ ኣፈናቒሉ ንምግዓዝ መዲቡሉ ዘሎ ከባቢ ዓሊግድርን ፋንኮን ገርሰትን ተዘዋዊሩ ከምዝተዓዘበ ብምምልካት፡ እቲ ናይ ምፍንቃል መደባት ንኽቃላጠፍ ተሪር መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ምንጭታትና ሓቢሮም።
ብመሰረት ሓበሬታ ማዕከናት ዜና እስራኤል፡ ሰበስልጣን ‘ታ ሃገር፡ እቲ ብ ’ሪቮሉሺናሪ ጋርድ’ ዝብል መጸውዒ ዝፍለጥ ሰራዊት እስላማዊ ሪፓብሊክ ኢራን፡ ኣብ ገማግም ቀይሕባሕሪ ኤርትራ ወተሃደራዊ መደበር ንምምስራት ልኡኹ ናብ ኤርትራ ከምዝሰደደ ብምጥቃስ፡ ኢራን ኣብታ ንነዊሕ እዋን መሓዛ እስራኤል ኮይና ዝጸንሐት ኤርትራ፡ ወተሃደራዊ ህላወ ክትምስርት ጀሚራ ምህላዋ ከምዝገለጹ ተፈሊጡ።
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ከምቲ ኩሉ አረሜናዊ ተግባራቱ ንህዝቢ ዝነበሮ ባህሉ፤ ልምዱን መነ ባብሮኡን ንምጥፋእን ንምብራስን ኩሉ ወዲ ሃገር ብግርህነቱ ከሎ ንሱ ግን ብመደብ ህዝቢ ዝጠፍአሉን ሃገር ዝባድመሉን ካብ መጀመርያ ዝሐንጸጾ ስዉር መደብ ኢዩ፡፡ እዚ ሕጂ ተታሐሒዙዎ ዘሎ ምፍንቓል ዓድታት’ውን መቐጸልታ ናይቲ በብጊዜኡ አብ ልዕሊ መሬትን ህዝብን ዝተፈጸመ ኢሰብአዊ ተግባራቱ ምዃኑ ንኹሉ … more
ስነስርዓት ቀብሪ ናይቶም ንፕረዚደንት ኢሳይያስ እናዓጀቡ ኸለዉ ኣብ ጋሽ ባርካ ዝሞቱ ኣርባዕተ ሓለዋ፡ ‘ቦዲጋርድስ’ ትማሊ ቀዳም 7 መጋቢት ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ተፈጺሙ።
hr ዝብሃል ዓቢ መንግስታዊ ሚድያ ጀርመን ነቲ ኣብ ፍርናክፈርት ብኤርትራውያን ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ዝገበረሉ ናይ ቴለቭዥን ሸፈነ ተመልከቱ።
ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ነቲ ስርዓት ህግደፍ 88 ዓድታት ብሓይሊ ንምፍንቓል ዘውጽኦ ኣዕናዊ መደብ ኣብ ጎድኒ ህዝቦም ኮይኖም ክቃወሙዎ ጀሚሮም ከምዘለዉ ምንጭታትና ሓቢሮም።