General wazaኣብ ሓደ ሃገር ላዕላዋይ ኣዛዚ ወተሃደር ጀነራል ክመጽእ’ዩ ተባሂሉ ገፊሕ ሜዳ ተመሪጹ ኩሎም ወተሃደራት ይእከቡ። ጀነራል ኣብቲ ሜዳ ምስ በጽሐ ኩሎም ኣብ ዘዘለዉዎ ኰይኖም ኣእጋሮም የማን ጸጋም እናረገጹ ከለዉ ጀነራል እናተዛወረ ይምልከት። ኩሉ ወትሃደር ብሓደ የማን ክረግጽ ከሎ ሓደ ወተሃደር ግን ንበይኑ ጸጋም ክረግጽ ይርኢ።

General Isuኣብ ሓደ ሃገር ላዕላዋይ ኣዛዚ ወተሃደር ጀነራል ክመጽእ’ዩ ተባሂሉ ገፊሕ ሜዳ ተመሪጹ ኩሎም ወተሃደራት ይእከቡ። ጀነራል ኣብቲ ሜዳ ምስ በጽሐ ኩሎም ኣብ ዘዘለዉዎ ኰይኖም ኣእጋሮም የማን ጸጋም እናረገጹ ከለዉ ጀነራል እናተዛወረ ይምልከት። ኩሉ ወትሃደር ብሓደ የማን ክረግጽ ከሎ ሓደ ወተሃደር ግን ንበይኑ ጸጋም ክረግጽ ይርኢ።