መልእኽቲ ሓዘንን ምጽንናዕን ን ኩቡር ነፍሲሄር ሸኽ ሙ/ጀውሃር ሓጎስ By Assenna on July 31, 2009 Reply እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ካናዳ ን ኩቡር ሸኽ ሙ/ጀውሃር ሓጎስ ክብሪ ንምሃብ ህዝቢ ኣብ ዝተኣከበሉ ጊዜ ገለ ክፋል ካብ ታሪኽ ሂወቱ ዝተነበበ ኢዩ።