ኣብ ኣዲስ ኣበ ኣሽሓት ኤርትራውያን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓርሽን ተዓቝቦም ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ልዕሊ 17000 በቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ ልዕሊ 400 ኤርትራዊ ትንፋስ ዘህለቐ ትራጀዲ ዝተሰምዖም … more
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓርሽን ተዓቝቦም ካብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ልዕሊ 17000 በቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ ልዕሊ 400 ኤርትራዊ ትንፋስ ዘህለቐ ትራጀዲ ዝተሰምዖም … more
ቁጽሪ ናይቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ሰሙናት ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ንግዚኡ ክንጠቕሶ ኣብ ዘይደለና ሃገር ወጻኢ ዑቕባ ዝሓተቱ ኣባላት ሓይሊኣየር ኤርትራ 19 በጺሑ ከምዘሎ፡ ገለ ካብኣቶም ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝገበሩዎ ሓጺር ቃለመጠየቕ ኣረጋጊጾም። … more
ሚኒስተር ጸጥታ መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዑመር ሓሺ ኣደን ትማሊ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ ዋዕላ፡ ኣጽዋር ዝጸዓነት ናይ ኤርትራ ነፋሪት ብላድ-ዶግለ ኣብ ዝብሃል ካብ መቓድሾ 100 ኪሎሜተር ርሒቑ ኣብ ታሕተዋይ ሸበሌ ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝዓለበት ብምጥቃስ፡ ንስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሶማል ጣልቃ ብምእታዉ ከምዝኸሰሶ፡ APA ዝተባህለ ናይ ኣፍሪቃ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። … more
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ናይታ ብበይንኣዊ መንገዲ ሃገርነት ዝኣወጀት ሶማሊ-ላንድ፡ ኤርትራ ንጉዳይ ስርዓቱ ብዝምልከት ንዝዘርግሓቶ ጋዜጣዊ መግለጺ ብጣልቃነት ብምቅዋም፡ ተሪር ወቒሳ ዝሓዘ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ። … more
ሎሚ ሰንበት 22 ለካቲት ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣብቲ ብ ተቓወምቲ ውድባት፡ ኣባላት ሲቪካውያን ማሕበራት፡ ናይ ሚድያ ማዕከናትን ግዱሳት ውልቀሰባትን ብምትሕብባር ዝወደቡዎ ኣብ ከተማ ለንደን ኣፍደገ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተኻየደ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ብምስታፍ ምእንቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያንን ድሕነት ሃገርና ኤርትራን ድምጾም ኣስሚዖም ። … more
ኩላትና ከም እንዝክሮ፡ ዓመት መጸ ኣብዚ ወርሓት’ዚ ስርዓት ህግደፍ ብጉልባብ ፌስቲቫላት ኣመኽንዩ ኤርትራውያን ኣብ ዝርከቡለን ሃገራት ዓለም እናተንቀሳቐሰ ናይ ዝምታ ወፈራ ዘካይደለን ምዃነን ርዱእ ኮይኑ፡ ነዚ ንምትግባር ክኣ ካብ ኤርትራ ብዝተላእኩ ስነ-ጥበባውያን ጌሩ ነቲ ጸረ ህዝቢ ተግባራቱ ከም ዘሰላስሎ ዝፍለጥ’ዩ። … more