ቅልዕቲ መልእኽቲ ንኹሉ ተቐማጢ ዮተቦሪ

ብሓልዮት ማሕበረ-ሰብ ዮተቦሪ ዝፍኖ ረድዮ  ( ደጋፊ ህግደፍ ) አብ ናይ ቀዳም ዕለት 02 ሚያዚያ 2011 ዓ.ም መደቡ፣ ሓደ ፓነል አቕሪቡ ምምባሩ ዝዝከር ኢዩ።   አብቲ  ዝቐረበ ፓነል ዝዝረብ  ዝነበረ  ካብ ሓደ ኣእምሮ ዘለዎ ኤርትራዊ ዘይትጽበዮን   ንክትሰምዖ ዘርምምን እዩ ኔሩ። … more

ሕልናዊ መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ብጉዳይ ማእሰርቲ ደቂ-ቅንሓየላ – ብ ገብረሚካኤል ኪዳነ (ጻዕደ)

ብቀዳምነት እቲ ምውቕ ዘዀነ ኤርትራዊ ሰላምታይ ተቐበሉ። ስመይ ገብረሚካኤል ኪዳነ (ጻዕደ) ይበሃል። ምቕማጠይ ኣብ ሕቡራታት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ትውልደይን ወይ መበቆለይ ኣብ ቅንሓየላ እትበሃል ዓዲ ኣውራጃ ሰራየ ወረዳ ተኸላ ኣብ ኤርትራ ይኸውን። … more

አገዳሲ ሐበሬታ ህዝባዊ አኼባ አብ ሆላንድ ንኹሉ ብህዝቢ ኤርትራ ዝግደስ ኤርትራዊ

ንቐዳም ዕለት 17 ሚያዝያ 2010 አብ ከተማ ሮተርዳም ሆላንድ ህዝባዊ አኼባ ብአባላት ኪዳንን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንዘተ ህልው ኩነታት ሀገርና መሰረት ብምግባር አዳሊና ስለዘለና ኩሉ ኤርትራዊ/ት አብ ዝተባህለ ዕለትን ሰዓትን ምሳና ሐቢሩ ብጉዳይ ሀገሩ ክዝቲ ብኽብሪ ነዕድም አለና … more

መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ መንእሰይ: ጥርናፈ መንእሰያትና ምልክት ብርሃን መጻኢና

ኣብዛ እንነብረላ ዓለም መብዛሕትና ደቂ ሰባት ብተስፋን እምነትን ኢና እንነብር።  ደቂ ሰባት እታ ሃገረይ ኢሎም ዝኾርዑላን ዝንየቱላን ንኹሎም ዜጋታት ብማዕረ መሰሎም ተሓልዩ ክኸብሩላን ክጽዕሩላን ክከላኸሉላን ናይ ነብስወከፍ ሃገራዊ መሰልን ግቡእን እዩ። ኣብታ ሃገር ሰብኣዊ መሰላት ምስ ዘይከብርን ምእኩል ምሕደራ ምስ ዘይህሉን ወይ ውን ብሰንኪ ዘይምዕሩይ ምጣኔ ሃብታዊ ዝርገሐን ሕማቕ ምሕደራን … more

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ሰላም ኣልጀሪስ ንኹሉ ወይ ብኸፊል፡ ንግዚኡ ወይ ንሓዋሩ ክስርዞ ይሓስብ ምህላው ተገሊጹ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ሰላም ኣልጀሪስ ንኹሉ ወይ ብኸፊል፡ ንግዚኡ ወይ ንሓዋሩ ክስርዞ ይሓስብ ምህላው፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ከምዘፍለጦ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ። … more