ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ፣ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ በርን፣ ስዊዘርላንድ ንሰንበት ዕለት 27/02/2011
ክቡራት ተቐማጦ ስዊዘርላንድ፣ ከም መቐጸልታ ነቲ ኣብ ከተማታት ስዊዘርላንድ ክካየድ ዝጸንሐ ኣኼባታት፡ ንምጥርናፍ፣ ብጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣
ክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ ካብ እኩብ ድምር ናይ ዘጽናዕክዎን ዘንበብክዎን ዝተመኰርክዎን ዓይነት ሓበሬታታት ምርኩስ ብምግባር ሚዛነይ ኣብ መንገዲ ዓወት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምክፋል ብልቦና ንኽትመዝንዎ ኣተሓሳስብ።
ብሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ትማሊ ምሸት ቐዳም 23 ጥቅምቲ፡ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ነቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ ነሓሰ 9 ንዝተኻየደ ሰፊሕ ሃገራውን ህዝባውን ዋዕላ ብዝምልከትን፤ነቲ ኣብ መጻኢ ክግበር ተመዲቡ ዘሎ ንኹለን ውድባትን ማሕበራትን ህዝብን ዝሓቖፈ ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ተካይድ ዞባዊ ሽማግለ ንምምራጽን ዝዕላሙኡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣኼባ ተጋቢኡ … more
ኤርትራውያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲ.ሲን ከባቢኣን ቀዳም 5 ሰነ 2010 ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣጋቢኦም። ተሳተፍቲ ዋዕላ ነቲ ብናይ ዋዕላ ሽማግለታት ዝተዋህበ መግለጺ ብጽሞና ተኸታቲሎም።
ልኡኻት ኣሳናዳኢት ሽማግለ ለንደን ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ትማሊ 23 ግንቦት ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ሰፊሕን ክፉትን ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዶም።
ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና ድምጺ ኣሰና ንቐዳም 3 ሚያዝያ ምስ ኣቦ ወንበርን ምኽትል ኣቦወንበርን ኣሰናዳኢት ኮሚተ ናይቲ ን29 ሓምለ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ‘ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ’: ዶር በሽር ይስሓቕ፡ ኣቶ ኣምሃ ዶመኒኮን ቃለመጠየቕ ከተካየድ መዲባ ስለዘላ፡ ነቲ ዋዕላን ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያትን ዘለኩም ሕቶታት፡ ብሕጽር ዝበለ፡ ኣብ ነጥብታት ዝተጸምቌ ኣቀራርባ ጽሒፍኩም፡ … more
ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንመሪሕነት ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኤርትራ ብምውካል ሎሚ 7 መስከረም ኣብ ለንደን ሰሚናር ኣካይዱ