ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ‘ኣኸለ!’ ኢልካ ንዳግማይ ትንሳኤ ተላዓል!
Reply
ሕጂ፡ ን ‘እንታይ ስለምንታይ’ ‘ውን ግዜ የብልካን። ምጕት ሰዓቱ ሓሊፉ፡ በደልን በዳልን ተቐሊዑ እዩ። ዋጋ ናይዚ ኹሉ ጃምላዊ ኣደራዕካ ሓንቲ ቓል እያ። “እምቢ!” ብሓደ ድምጺ። ዳኛ ንስኻ ተዳናዪ ንስኻ ኢኻ። እቲ ለውጢ ብኣኻ ንዓኻ፡ ፖለቲካዊ ስልጣን ከኣ ግዴኻ እዩ። … more

መቀጸልታ እቲ ብ8 ታሕሳስ 2007 ዝፈሸለ ኣኬባ ህግደፋዊ መከተ ሎሚው’ን ብዕለት 4 ግንቦት 2008 ፈሺሉ፡፡ … more