አገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ
ንቀዳም ዕለት 4 ታሕሳስ 2010 ንኡስ ሽማግለ ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለዉጢ፣ ቦኽሪ ኣኸባ ኣብ ከተማ ስቱትጋርት ጀርመን … more
አሰናዳኢ ሽማግሌ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ አብ ዋዕላ ናይ ዝቐርቡ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ምእራምን ብምጽፋፍ ናይ መወዳእታ መልክዑ አትሒዙዎ ይርከብ፡፡ … more
ንሰንበት ዕለት 30.05.2010 ዓ.ም.ፈ.፡ እንሆ ልኡኽ ኣሳናዳኢት ኮሚተ፡ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ኣብ ሃገር ጀርመን፡ ምስ ተቐማጦ ከተማ ኰሎን‘ን ከባቢኣን፡ ክፉት ኣኼባ ናይ ህዝቢ ክገብር፡ ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ኰሎን-ን ከባቢኣን፡ … more
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ቀጺልና ደጊም፡ ንልሙድ መደብና መሰረት ብምግባር፡ እንሆ ን-ቀዳም ዕለት 19.12.2009 ዓ.ም.ፈ.፡ ካብ ማሓዙ ኣሰና ዶት ኮም፡ ከም ክቡር ሓው ኢሳያስ ስዩምን ተስፊት ክፍሉን፡ ኣጋይሽ ናይ (Eritrean room for strong and united opposition) ኮይኖም ከምስዩ፣ እሞ፡ “ንምሕያልን ምትብባዕን ነጻ ናይ ዜና ማዕከን“ ዝብል … more
አገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ንኹሎም ትቐማጦ ደንቨርን ከባቢአን … more
እምባአር ከስ፡ ነቲ ልሙድ መደብና መሰረት ብምግባር፡ እነሆ ንዓርቢ ዕለት 24.10.2008 ዓ.ም.ፈ፡ አቦ ወንበር ውድብ ,,ግንባር ሃገራዊ ሓድነት ኤርትራ,“፡ ክቡር ሓው አቶ ረዘነ ሃብተ፡ ጋሻ ናይ ,,Eritrean room for strong and united opposition“ ኮይኑ ከምሲ ዓዲምናዮ አሎና። እዛ ናትና „Chat Room“ እትኽፈተሉ ግዜ፡ ብናይ ማእከላይ ምዕራብ አቖጻጽራ፡ ሳዓት 20፡00 ክኸውን … more
ነቲ ልሙድ መደብና መሰረት ብምግባር፡ እነሆ ንቀዳም፡ ዕለት 11. 10. 2008 ዓ.ም.፡ ክቡር ሓው Dr. ደሳለኝ አብራሃ ገብረኪዳን፡ ካብ 1998 ጀሚሩ ከም associate professor ናይ ንግዲ ምሕደራ (of business administration) ኮይኑ አብ ዩኒቨርስቲ ናይ Sköde (ሽወደን/Sweden) ዝምህር፡ ጋሻ ናይ „Eritrean room for strong and united opposition“ ኮይኑ ከምሲ፡ እሞ ,,ቑጠባ … more
እዚ ከምዚ ዝአመሰለ፡ ብጣዕሚ አገዳሲ ዝኾነ፡ ምሸት ፖለቲካዊ ዘተ፡ ምስ ክቡር ሓው አምባሳዶር አድሓኖም ገብረማርያም፡ ከይሓልፈኩም/ክን፡ ንኹሉኹም/ኽን ደቂ ሃገር ብኽብሪ ንዕድም። … more
ቀጺለና ደጊም፡ አቶ ሙሴ ኤፍሪም፡ አቦ ወንበር ሰ.ዴ.ኤ.፡ ንቀዳም ዕለት 23.08.2008 ዓ.ም.፡ ጋሻ „Eritrean Room For Strong And United Opposition“ ኮይኑ፡ አብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk) ከምሲ፡ ብወድዓዊ ኩንታት ህዝብናን ሃገርናን ምሳና ክዛተን ክላዘብን እዩ። እዛ „Room“ እዚአ እተኽፈተሉ እዋን፡ ብማእከላይ ምዓራብ አውሮፓ አቖጻጽራ፡ ሳዓት 20፡00 ክኸውን እንከሎ፡ መደረ አቶ ሙሴ … more
ንቀዳም ዕለት 07. ወርሒ 06. 2008 ዓ.ም.፣ ክልተ ደቂ ሃገር ካብ አሜሪካ፣ አቶ ሰመረ ተ. ሃብተማርያም ካብ ዳላስ (Dallas)፤ አቶ ሃይለማርያም ተስፋይ ካብ ሳን-ዲያጎ (San-Diago/ California)፤ አጋይሽ ናይ „Eritrean Room For Strong And United Opposition“ ኮይኖም ከምስዩ ዓዲመናዮም አሎና። … more
ን-ቀዳም ዕለት 17.05.2008 ዓ.ም፡ ሓው Prof. Dr. ጋይም ክብራአብ፡ መምህር አብ ክፍሊ ናይ „Sociology and Social Policy“ አብ „south Bank University. London“፡ አብ ፓለቶክ (Paltalk)፡ ጋሻ ናይ “Eritrean room for Strong and United opposition” ኮይኑ ከምሲ፡ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። … more
ቀጺልና፡ ንቀዳም 5 ጥሪ፡ 2008 (Saturday, January, 2008), ስዓት 21፡00 ብናይ ማእከላይ አውሮፓ አቖጻጽራ: ተስፋልደት አለም ማሓረና፡ መስራትን አቦ ወንበርን ናይ „asmarino.com“ አብ መራኸቢ ብዙሓን „Paltalk: Eritrean Room for strong and united opposation“ ሕዝናልኩም ክንቀርብ ስለ ዝኾና፡ ምሳና ክተምስዩ/ያ ብኽብሪ ንዕድም:: … more