ኣርባዕተ ዓበይቲ ጋዜጣታት ሽወደን መንግስቲ ኤርትራ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ክፈትሖ ጸዊዐን።

ኣርባዕተ ዓበይቲ ጋዜጣታት ሽወደን ብምውህሃድ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ካብ 2001 ኣትሒዙ ኣብ ምስጢራዊ ቤትማእሰርቲ ዳጕኑዎ ዘሎ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ክፈትሖ ብምጽዋዕ ሰፊሕ ጎዘመተ ጀሚረን።

ጕዳይ ዳዊት ኢሳቕ ብመንግስቲ ሽወደን ክታሓዝ ኣሎዎ።

﷽ብሓቂ ንእሱር መሳርሕትኹም ክትሕግዙ ድልየት እንተልዩኩም፡ ብዛዕብኡ ንእትዝርግሕዎ ጽሑፋት ንዅነታቱ ከማሓይሽ ዝኽእል እንተዀይኑ ክትሓስብሉ ዘሎኩም ኢዩ﻾። ሰራሕተኛ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ብራስለስ ብተሌፎን mበዛዕባ ጕዳይ ዳዊት ኢሳቕ ተሓቲቱ ዝሃቦ መልሲ ኢዩ። ብኻልእ ወገን ነቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝቐርብ ነቐፈታ፡ ነቲ ሕብረት ኤውሮጳ ንምዕባለ ኢላ ንመንግስቲ ኤርትራ እትህቦ ሓገዝን ዝርድኦ እመስል። … more

ጕዳይ ዳዊት ኢሳቕ ብመንግስቲ ሽወደን ክታሓዝ ኣሎዎ።

“ብሓቂ ንእሱር መሳርሕትኹም ክትሕግዙ ድልየት እንተልዩኩም፡ ብዛዕብኡ ንእትዝርግሕዎ ጽሑፋት ንዅነታቱ ከማሓይሽ ዝኽእል እንተዀይኑ ክትሓስብሉ ዘሎኩም ኢዩ﻾። ሰራሕተኛ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ብራስለስ ብተሌፎን mበዛዕባ ጕዳይ ዳዊት ኢሳቕ ተሓቲቱ ዝሃቦ መልሲ ኢዩ።