ዋዜማ፣ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ( ሓሙሻይ ክፋል ) ኣለና ወ/ሮ ሳባ ሃይሉ ሕልናኺ እንታይ’ኮን ምመስከረ!

ኣብ ናይ ሎሚ ርክብና፣ ንኩላትኩም ብምቛም “ሃገራዊ ምንቅስቓስ ደምበ ኣለና” ዝተሰመዓኩም ሓጎስ ንምግላጽ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ዝሰደድኩም ብሓበራ፤ ብፍላይ ከኣ መራሕቲ ሃይማኖት ክልቲኡ እምነታትና፣ ውድባት፣ ሰልፊታትን ሓለፍቲ ብሄራዊ ምንቅስቓስን ብልቢ አመስግነኩም። እቶም ብዛዕባ ጉዳይ መጽሓፍ ዝሓተትኩም ድማ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብተደጋጋሚ ዝበልኩዎ፣ ኣነ ኣዳልየ ካብ ዝውደኣ ሓያሎይ ኣዋርሕ ገይራ … more

ዋዜማ፣ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ( ራብዓይ ክፋል ) ኣለና

ጀርመን ኣብ ኣርበዓታት፣  ኤርትራ ኣብ ዘመነ-ሚለንየም! ብድሕሪ ኲናት ባድመ፣ ብፍላይ ድማ ኣብ እዋን ሚለንየም ጉሒላ ኢሳይያስ ‘ተንኮለኛ ጉድጓድ ንኮዓቲኣ’ ኮይኑዎ፤ ህድኣትን ሰላምን ኣይረኸበን። እዛ ዘለናያ ዓመተ-2011 ከኣ ገበነኛ ኢሳይያስ፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተኾልኲሉዎ ዝወፈረ ናይ ጥንቲ ድጉል ሕልምታቱ ዝቐበጸላ ዓመት ኢያ። “ … more

ዋዜማ፣ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ሳልሳይ ክፋል ኣለና

ርሑስ በዓል ትንሳኤ፣ ንኩሉኹም ምእመናን ክርስትና! “ጽሑፍ ይነውሕ ኣሎ” ዝብል ተደጋጋሚ ርእይቶ ተኸታተልትና ክንቅበል ጸኒሕና ኢና። ስለዚ ካብዛ ክፋል እዚኣ ንደሓር ኣብ ክንዲ 6-7 ገጻት፤ ናብ 4-5 ገጻት እናኣሕጸርና ክንቅጽል ኢና። ኣብዘን ዝሓለፋ ሸሞንተ ኣዋርሕ ደምበ ኣለና ኣርባዕተ መድረኻት ተሰጋጊሩ ኣሎ። 1) ሓበሬታ /Information/ ካብ ምጅማር ጽሑፍ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ … more

ዋዜማ፣ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ( ካልኣይ ክፋል) ብ ኣለና

መሪር ሓዘን ህልቂት ልዕሊ 325 መንእሰያት ኤርትራውያን ደጊምና ንዘክር! ሓዘን ኤርትራውያን መመሊሱ ይቕጽል ኣሎ። ጉዳም ዘመን! ኣብ ምድሪ ቤትን ቅርዓትን ጥራይ ዘይኮነስ፤ ኣብ ርእሲ ነፍስ-ወከፍ ኤርትራዊ ናይ ሓዘን ዳስ ተተኺሉ ኣሎ። … more

ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ (መበል 18 ክፋል) ኣለና

“ኣነ ቲፋኖስ፣ ንሱ ድጉል መንካዕ”  በታ እንምነያን እንቃለሰላን ዘለና ኣዝያ ጥዕምቲ ቃል ክፍልም። ሰላም! ክቡራት ተኸታተልቲ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’። ናትና ግብረ-መልሲ ዝጽበ ሰናይ ዘመን ይመጽእ ኣሎ’ሞ ቆጽሊ ሰተሰምሃር ክንንስንስ፣ ክንሕበን ከም ቀደምና ክንተሓዋወስ…ቆፎና ክንመልእ መዓርና ክንብርብርን ለጋዕና ክንሓልብን ቀሪብና ኢና! … more

ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ ( መበል 17 ክፋል) ብ ኣለና

ከምቲ ንቡር፣ ብሰላምታ እየ ክጅምር። ሰላም ንክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’። ብድሕሪ ክፋል 16 ንኣቶ ዓብደላ ኣደም ብዝምልከት፣ ኣብ ቅትለት ስዒድ ሳልሕ ከም ዘይወዓለ ዝጸሓፍኩዎ መአረምታ፤ ብዙሓት ዜጋታት ቅዱስ ርእይቶኦም ጽሒፎሙለይ ኢዮም። እቲ ዘይጋገ እቲ ዘይሰርሕ ሰብ ጥራይ ኢዩ ዝብል ርእይቶ ከኣ ኣሎኒ። … more

ኣገዳሲ ሓበሬታ – ኣለና

ሰላም ክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ‘ኣለና’። ንስርዓት ገበነኛ ኢሳይያስን ሰልፉ ህግደፍን ዘቃልዕ፣ ካብ ቀዳማይ ክሳብ መበል 16 ክፋል ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝቐረበ ተኸታታሊ ስኑድ ጽሑፋት፤ ኣስታት 95 ገጻት ኮይኑ ኣሎ። … more

ኣገዳሲ ሓበሬታ – ኣለና

ሰላም ክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ‘ኣለና’። ንስርዓት ገበነኛ ኢሳይያስን ሰልፉ ህግደፍን ዘቃልዕ፣ ካብ ቀዳማይ ክሳብ መበል 16 ክፋል ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝቐረበ ተኸታታሊ ስኑድ ጽሑፋት፤ ኣስታት 95 ገጻት ኮይኑ ኣሎ። … more

ንእሽተይ ምኽሪ(ሪኢቶ) ንሓው ”ኣለና ”

ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ሓደ ንዝኾነ ታሪኽ ጸሓፋይ፤ተንታናይ፤ሰናዲ ተመራማርን ንባዕሉ ኣንባቢውን እንተኾነ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ጉዳይ እንተሃልዩ፤ንሓቂ ካብ ሓሶት ንጭቡጥ ሓበሬታ ካብ ቤላቤለው፤ ንይኸውን ዶ ኾን ካብ ርጉጽ ክውንነት ፈሊኻን ጋሊህካን ምምርማርን ምቕራብን ኮይኑ፡ በዚ ገዚፍ ክባሃል ብዝኽእል ማህለኻ፡ብዙሓት ናይ ታሪኽ ጸሓፍትን ተመራመርትን ክጽገሙን ሓደ ሓደ እዋንውን ግዳያት ኽኾኑ ይርኣዩ እዮም። … more

ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ መበል 12 ክፋል

ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ፤ ኣለና! ክሳብ እታ ኣብ መቓብር ኢሳይያስ እትቦቅል ተኽሊ ሰላምን ዲሞክራሲን እንርኢ…ክሳብ ምስ ገበነኛታትን ድርብ ገጻት ህግደፍን ኣብ ቅሉዕ መጋባእያ ቤት ፍርዲ እንራኸብን ድማ ክንህሉ ኢና። እቲ ምንታይ ሎሚ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ድርኩኺት ዓወት፤ ኢሳይያስን ቃፍላይ ህግደፍን ከኣ ናብ ኣፈፌት መቓብር ስለዘለዉ። ሎሚ መርድእ ኢሳይያስ ንክንሰምዕ ለይቲን … more