ኣርኪብኩሙሉ ዶ ከኣ! By Assenna on February 20, 2011 Reply ህዝቢ ኤርትራ ነታ ህይወት ብሉጻት ደቁ ከፊሉ ዝጨበጣ ናጽነቱ ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብዝጠዓሞ ቦታ ኮይኑ ንዘለኣለም ከኸብራ ከም ዝነበር ነጋሪ ዘድልዮ ኣይኮነን።