ሽማግለ ንሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ጉባኤ ጨንፈር ሳን ድየጎ ናይ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ መደብ ስርሑ ገምጊሙ።
Reply
ሽማግለ ንሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ናይ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ መደብ ስርሑ ድሕሪ ምግምጋም ህዝባዊ ኣኼባ ንምጽዋዕ መደባቱ ሰሪኦዑ ኣብ ምንጣፍ ይርከብ። … more
ሽማግለ ንሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ናይ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ መደብ ስርሑ ድሕሪ ምግምጋም ህዝባዊ ኣኼባ ንምጽዋዕ መደባቱ ሰሪኦዑ ኣብ ምንጣፍ ይርከብ። … more
ካብ ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣትሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ተዳጕኖም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት መንግስቲ፡ ስርዓት ህግደፍ ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ከምዝሰወሮም ምንጭታት ሓቢሮም። … more