ኣውያት መንእሰያት ኤርትራ ካብ ጋህስታት በረኻ ሲናይ። ካልኣይ ክፋል
Reply
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፍና ገለ ውሑድ ተረክቦታት መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ምድረ ግብጺ ጠቒስና ኔርና። እቲ ጉዳይ ብሰፊሑ ኣቓልቦ ንኽረክብ ብማለት ከኣ ከም ኣገዳሲን ጭቡጥን ሓበሬታ መጠን ጽሟቕ ትሕዝቶኡ ብቛንቋ እንግሊዝ ተተርጕሙ ንገለ ካብቶም ብጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ ዝግደሱ ፈተውቲ ከምዝበጽሕ ተጌሩ። … more