ኣዲኡ ንኤርትራዊ እሱር ጋዜጠኛ ዳዊት ይስሓቕ ዓሪፈን።
Reply
ኣዲኡ ነቲ ኣብ ምስጢራዊ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ተሓይሩ ሃለዋቱ ጠፊኡ ዘሎ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ይስሓቕ፡ ኣደይ ለታይ ክፍለማርያም፡ ኣብ መበል 70 ዓመተን ከምዝዓረፋ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣገንዚቡ። … more

… more