ዕዉት ክልትኣዊ ርክባት፡ ሰበስልጣን ሱዳንን ኤርትራዊ ሄልፕነትዎርክን

ብዕለት 08 ግንቦት 2011 ንጉዳይ ስደተኛታት ዝምልከት ዕውት ክልትኣዊ ርክባት ኣብ ካርቱም ሱዳን ተኻይዱ።ብወገን ሱዳን ዝተረኽቡ፡ ካብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣምባሳደር መሓመድ ሓምድ፣ ኣብ ወጻኢ ጉዳያት ሓላፊ ቐርኒ ኣፍሪቓን ሃገራት ኣዕራብን ወ/ሮ ሳልማ ሓሰን ሓላፊት ስድተኛትት ቐርኒ ኣፍሪቓን … more

ጽንዓት ንዂላቶም ወለድን ቤተሰብን ከምኡ እውን ንዂሉ ኤርትራዊ ዜጋ ፤-

አብዚ እዋነ ብርሰት ድቕናን አኃዋትናን አኃትናን ብመዘናን መግለጽን ዘይርከቦን፤ ሓዘን ተጻዒንና አብ ዘለናሉ እዋን፤ዋላዃ ዂላትና ኤርትራውያን ዜጋታት ሕዙናት እንተዄንና ብዝያዳ ግን እቶም ወለድን ቤተሰብን ብምዃኖም  ብሓበራ ነዚ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ተኻፈልቲ ናይቲ ዂሉ ሓዘናትኹም  ምዃና ንገለጽ። … more

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ካልአይ ስሩዕ አኬባ ጀሚሩ

ሎሚ’ውን ብርእሰ-ምትእምማን ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ክንረባረብ ኢና!! ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብ15 መጋቢት 2011 ሰዓት 8:30 ቅድሚ ቀትሪ ብወግዒ ተኸፊቱን ዕማማቱ ጀሚሩን። … more

ኤርትራዊ ሰብኣዊ መሰል ኤለክትሮኒክ ኣርካይቭ፡ ፓልቶክ ደምበ ዕጡቕ መንእሰይ፡ ቶጎርባ. ኦርግ ውልቓዊ ናጽነት መሰል ሰብ ኣኽብሩ፡ ብሕጊ ተገዝኡ

ኣቐዲመ ንኩሉ ደላይ ሰላምን ፍትሕን ዕዙዝ ሰላምታይ የቕርብ። ቐጺለ <ውልቓዊ ናጽነት መሰል ሰብ ምኽባር> ባህርያዊ ትዕድልቲ ደቒ ሰባት ስለዝኾነ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ከኽብሮ ዝግባእ`ዩ። መሰረታዊ መትከል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሕጊ ዝሰፈረ ክብርን መሰልን ደቒ ሰባት ኢዩ። … more

ኣፍሪቃዊ ጀነራል ድምጺ ህዝቡ ሰሚዑ ፡ ኤርትራዊ ጀነራልዉን ዳግማይ ንኽቃለስ በቒዑ።

ብዙሓት ለባማት ንመሪርን ምቁርን መደምደምታኡ ክእምቱ እንከለዉ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ኢሎምዮም ዝሰግርዎ ። ብጸቢብን ገፊሕን ይኸዉንዶኾን ኢሎም ካብ ምግማትን ብሃሳሰ-ለባም ኣካይዳ ካብ ምኻድን  ድማ የድሕኖም። … more

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሓደ ካብቶም ተስፋ ህዝቢ ዝኾነ ምንቅስቓስ ምኾኑ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ልክዕ እዩ አብ ጉዕዝኡ ብርክት ዝበለ ዕንቅፋታት ኣጋጢምዎ ኔሩ እዩ። ድሕሪ እዚ ኩሉ ሽግራት ግን ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲኑ ስለ ዝወጸ ዝተረረን ዝበርተዐን ክኽእውን ኣኺኢልዎ እዩ። … more

ኤርትራዊ ኣእምሮኻ ሰሓል ስሬኻ ዕጠቕ ንለውጢ

ፖለቲካዊ ቁጠባውን ማሕበራዊን ኩነታት ኤርትራ 19 ዓመታት ድሕሪ ናጽነት ፣ ብዘደለናዮ መዓቀኒ ንርኣዮ ፣ ካብ ሕማቕ ናብ ዝኽፍኤ የንቆልቁል ከምዘሎ ንዕዘብ። ኣብ ዝባን ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ ዝገዝእ ዘሎ፣ ዘይሕጋዊ ዕላምኡ ዘይተፈልጠ ጉጅለ ኢሳያስ፣ ንኤርትራን ህዝባን ናብ መንገዲ ጥፍኣት ይመርሕ ኣሎ። … more

ጻዊዒት ኣብ ወጻኢ ንዝርከብ ኤርትራዊ ዜጋ !!! ምእንቲ ህዝቢ ኤርትራ [ምስ ህግደፍ ከይንተሓባበር]

ምእንቲ ብደም ሰማዕታትና ዝረወየት ሃገርናን ፣ ምእንቲ ብኹቱር ጭቆናን ጥልመትን ምልክን ዝሳቐ ዘሎ ህዝብናን ፣ ምእንቲ ካብ ሃገሩ ክሃድም ኣብ ፈቐዶ ዶባትን ባሕርታትን ዕርድታትን ሞት ዝቐዝፎም ዘሎ መንእሰያትናን ፣ … more

ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ዝወጸ ኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ጸገም ናብ ኤርትራ ክኣቱን ክወጽእን ፈቒድና ኣለና” ይብል።

ብፖለቲካዊ ተነጽሎን ሕጽረት ሸርፊ ወጻእን ተጠቒዑ፡ ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ኣብ ዝኾነ እዋን፡ ብዝኾነ መንገዲ ናብ ስደት ዝኸደ ኤርትራዊ ብሓፈሻ፡ ናብ ኤርትራ ክኣቱን ካብ ኤርትራ ክወጽእን ኣፍቂድና ኣለና” ዝብል ጎስጕስ ብኣኼባታት መልክዕ ከካይድ ጀሚሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። … more

ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ዝወጸ ኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ጸገም ናብ ኤርትራ ክኣቱን ክወጽእን ፈቒድና ኣለና” ይብል።

ብፖለቲካዊ ተነጽሎን ሕጽረት ሸርፊ ወጻእን ተጠቒዑ፡ ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ኣብ ዝኾነ እዋን፡ ብዝኾነ መንገዲ ናብ ስደት ዝኸደ ኤርትራዊ ብሓፈሻ፡ ናብ ኤርትራ ክኣቱን ካብ ኤርትራ ክወጽእን ኣፍቂድና ኣለና” ዝብል ጎስጕስ ብኣኼባታት መልክዕ ከካይድ ጀሚሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። … more

ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ኦስሎ፡ ኖርወይ

መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ፡ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብምትሕብባር ምስ ኣብ ኦስሎ ዝምቕማጦም ኣባላት መርበብ ኤርትራውያን ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳን ብ23 ጥቅምቲ 2010 ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። … more