ብፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ ዝተወስደ ናይ “ኤ.ህ.ም” ምስጓግ ስጉምቲ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ – ብ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ

ብፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ ዝተወስደ ናይ “ኤ.ህ.ም” ምስጓግ ስጉምቲ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ  መስከረምነት ኣብ ዓንሰባ ኮምን ኣብ  ሓርነት ኦርግን ተዘርጊሑ ኣንቢብና።ትሕዝቶ ውሳኔን ባህሪ ናይቲ ዝወሰኖ ኣካልን ንግንዛበ ኣንባቢ ንገድፎ። … more

ሕጂ’ውን መሪሕነት ኤ-ዲ-ኪ (ኪዳን) ሓደራ! ከይትህመሉ ብምስምስ ዕርቂ

ከመይ ትቕንዮ ኩቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣሕዋት። ኣብ ዝሓለፈ ናይ ዕለት 12 መስከረም 2010 ዓ.ም ጽሑፈይ ‘መሪሕነት ኤ-ዲ-ኪ ሓደራ! ከይትህመሉ ብምስምስ ዕርቂ’ ብዝብል ኣርእስቲ ብ ‘ኤርትራውያን ዜጋታት ንሰላም’  (Eritreans Citizens for Peace)  … more

ምድስካል ኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ ብኣቶ ወ/ኢየሱስ ዓማርን ጭፍርኡን ዝበደሀ ኣኼባ መሰረታት ሰ-ደ-ህ-ኤ ጨ/ንፈር ዓባይ-ብርጣንያ፣፣

ኣብ ዕለት 29 ነሓሰ 2010 ዓ.ም፣ ብመሰረት እቲ ኣቐዲሙ ተሓቢሩ ዝጸንሐ መደብ፣ ኣኼባ መሰረታት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ- ብርጣንያ፣ ብውዕዉዕ መንፈስ ኣብ ግዚኡ ከም ዝተሳላሰለ ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ፣፣ … more

ማሕበረኮም መንእሰያት ኤርትርያ (ማ.መ.ኤ) ተመስሪቱ/Eritrean Youth Self-help Association (EYSA) Founded

ሎሚ ቕኔ ኣብ ሊብያ ዝነበሩ ኤርትርያውያን ዝወረዶም ዘሰክሕ ኩነታት ዘሕመሞምን ዘሰምበዶምን ዘጉሃዮምን ካብ 200 ምእቲ ዝበዝሑ እርትርያውያን ካብ ዘሓለፈ ሰምበት ዕለት 8/30/2009 ኣትሒዞም ን4መዓልቲ ኣብ ኢንተርነት ዝርካብ መራኸቢ ቡዙሃን Paltalk Room: Eritrea no Fara ተኣኪቦም “እንታይ ኢና እንገብሮ ብኸመይ” ዝብል ዛዕባ ሒዞም ንነዊሕ ስዓታት ገፊሕ ዘተን ዘድሊ መጽናዕትን ኣካይዶም ትማሊ … more

ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ጉጂለ ህ.ግ.ደ.ፍ – ቦስቶን – ብኣካየዲት ቦርድ ማ.ም.ኤ ቦስቶን

ኣብዚ ዝሐለፈ ሳምንታት ዝተፈላለየ ጸለመ ኣንጻር ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን (ማ.ም.ኤ) – ቦስቶን፡ ብህግደፋውያን ክጽሓፍ ቀንዩ። ምኽንያቱ ኸኣ፡ ንዝተፈላለያ ብሄራት ኢትዮጵያ ዝውክላ ማሕበራት፡ ነቲ ኣዳራሽ ማ.ም.ኤ ተኻሬን ክጥቀማሉ ስለዝተፈቕደ። … more

አገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ/ ሓቤረታ……! ምሸት ፖለቲካዊ ዘተ ምስ አቦ ወንበር ሰ.ዴ.ኤ. ሙሴ ኤፍሪም

ቀጺለና ደጊም፡ አቶ ሙሴ ኤፍሪም፡ አቦ ወንበር ሰ.ዴ.ኤ.፡ ንቀዳም ዕለት 23.08.2008 ዓ.ም.፡ ጋሻ „Eritrean Room For Strong And United Opposition“ ኮይኑ፡ አብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk) ከምሲ፡ ብወድዓዊ ኩንታት ህዝብናን ሃገርናን ምሳና ክዛተን ክላዘብን እዩ። እዛ „Room“ እዚአ እተኽፈተሉ እዋን፡ ብማእከላይ ምዓራብ አውሮፓ አቖጻጽራ፡ ሳዓት 20፡00 ክኸውን እንከሎ፡ መደረ አቶ ሙሴ … more

አገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ/ሓቤረታ፤ ዘተ ምስ አባላት ሲቪላውያን ማሕበራት፡ ተኻፈልቲ አኼባ ኤ.ዴ.ኪ፡ ካብ አመሪካ።

ንቀዳም ዕለት 07. ወርሒ 06. 2008 ዓ.ም.፣ ክልተ ደቂ ሃገር ካብ አሜሪካ፣ አቶ ሰመረ ተ. ሃብተማርያም ካብ ዳላስ (Dallas)፤ አቶ ሃይለማርያም ተስፋይ ካብ ሳን-ዲያጎ (San-Diago/ California)፤ አጋይሽ ናይ „Eritrean Room For Strong And United Opposition“ ኮይኖም ከምስዩ ዓዲመናዮም አሎና። … more

ናይ ደገፍ መልኽቲ ናብ ተካፈልቲ ጉባኤ ኤ.ም.ዲ.ሰ.መ 2007

ኣብ ኤርትራ ፍትሕን ዴሞክራስን ንኽሰፍን፡ ነቲ ንህዝብና ዓፊኑ ሒዙ ዘሎ ሕጊ ኣልቦ ስርዓት ህግደፍ ብዴሞክራሳዊ ኣገባብ ንምልዋጥ እትገብሮዎ ዘተይተሓለለ ቃልሲ ብልቢ ንንእድ፡፡  ካብ ፓልቶክ (Paltak), ..ኣዳራሽ ” Eritrean room for strong and united opposition “ … more