ብስምምዓትና እንሰርሓሉ እምበር ብፍልልያትና እንብኣሰሉ ግዜ ኣይኮነን
ብስምምዓትና እንሰርሓሉ እምበር ብፍልልያትና እንሰሓሓበሉ ግዜ ኣይኮነን። … more
ብስምምዓትና እንሰርሓሉ እምበር ብፍልልያትና እንሰሓሓበሉ ግዜ ኣይኮነን። … more
እዚ ኣርእስቲ’ዚ ቃል ንቓሉ እንተወሲድናዮ ብዙሕ ትርጉም ኣይህብን ‘ዩ። መን ‘ሞ ‘ሎ ሰብ ኮይኑ ኣካላቱ ብቐይሕ ደም ዘይዘፈቐ፡ መን ከ ‘ሎ ኢዱ ቀይሕ ደም ተቐቢኡ ዝኸይድ? ብያታዊ ኣበሃህላ ሕብረተሰብና ግን፡ ደም ካልእ ምስላዊ ትርጉም ‘ውን ኣለዎ። … more
ቀያዲ ቅዋመ ሃገር እንከይሃለዎ ንሓበራዊ ረብሓ ዝጠቅም ኣይኮነን፡፡ እቲ ውጽኢቱ ኣብ ሕድሕዳዊ ረብሓ ኣተኪሩ ዝሰመዔ ሰመዔ ዘይሰመዔ ተጸፍዔ ጥራሕ እዩ ከምጽእ ዝኽእል፡ … more
ህዝቢ ኤርትራ ሓርነት ንምርካብ ዝኸፈሎ መስዋእቲ ብኣሃዝ ኣብ ወረቐት ተጻሒፉ ክትርእዮ ኸለኻ ጥራይ ኳ ዘሰንብድ እዩ። ድርኩኺት ህድሞን ኣግነትን መረባዕን ኤርትራውያን ስድራቤታት ሰጊርካ፡ ምስ ነፍሲ-ወከፍ ‘ቲ ኣብ መንደቕ ክብረት ዝነበር ዘሎ ኣሳእሎም ፊት ንፊት ክትጠማመት ከለኻ ግን እቲ ኣሃዝ ብኣሽሓት ተራቢሑ ዝያዳ ትርጉምን ርዝነትን ስለዝህበካ ካብ ስንባደ ሓሊፍካ ትርጉም ነብስኻ … more
ክቡራን ዜጋታት ኤርትራ፤በዚ አርእስቲ’ዚ ክንጽሕፍ ምኽንያት ዝኾነ፤ነቲ ካብ 1974 አትሒዙ ሕዝብና ዝጠለቦ ሓድነት ሕዝብን ገድሉን በተን ሽዑ ዝነበራ ውድባት ንሓንቲ ሀገር ተፋላሊካ ሕድሕድ እናተጓነጽካ፤ ፍትሓዊ ነጻነት ከተዕቁብ ስለ ዘይክአል፤ … more
እገዳ ህዝቢና ሎሚ ኣይኮነን ተጀሚሩ ህገደፍዩ ጀሚርዎ እትው ከይበለ እግሩ ንኸይንቅሳቐስ ዘልመሶ ብርኩ መሓውሩ ንከይትንስእ ከይምዕብል ስልቱ ቀያይሩ … more
ልክዕዩ እቲ ለውጢ ፍትሒ ዘንግስ ቅዋም ዘተግብር ፕረስ ዘፍቅድ እሱራት ናብ ሕጋዊ ቤት ፍርዲ ዘቅርብ ሕረስ ሓረስታይ ሸቅል ሸቃላይ ንገድ ነጋዳይ ዝብል ክኸውን ከምዘለዎ ድሌት ኩሉ ኢዩ፡፡ እቲ ኣውያት ኣውያት ንሓርነትን ናጽነትን ክኸውን ከምዘለዎ ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ፡፡ እቲ ለውጢ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ኣህጉራዊ ውዕላትን ቻርቸራትን ዝተሞርኮስ ስምምዕ ዘምጽእ … more
… more
…ኣቦና ቅድምውን ካብ ዓለም ወጺእኩም፣ ንሰማያዊ ህይወት ዝመነንኩም ብምኻንኩም፣ ወይልኦም ድኣ እቶም ገበርቲ ክፉእ እንበር ንዓኹም ድኣ ሱባኤ ናይቶም ቅዱሳት ኣቦታት ኣቡነ ፍሊጶስ፣ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ፣ ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ካልኦት ኣቦታት ስለዝኾነ ብጸሎትኩም ነዞም ሰብኣዊ ህላዌና ተደሚሲሱ ዘሎ ደቅኩም ኣይትረስዑና። ….. ካብ ወልደንድራስ … more