ሰምረትን ሓድነትን እምነ ኩርናዕ ቃልስና ኩኾኑ ይግባእ።
Reply
ዋሸንግቶን ዲሲ ካብቲ ብጓይላ ምድንጋር ዘጽመመ እዝኒ ፡ ሓቂ ዘድመቀ ናብ ለውጢ ዝምርሽ ንወጽዓ ህዝቢ ንምቅላሕ ዝኹሕኹሕ ድምጺ የኣንጊዳ።ኣብዚ ድሮ ዕስራ ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ዋሸንግቶን ዲሲ ኪንዮ’ቲ ዘእንገደቶ ሓያል ድምጺ ውጹዓት ዘቃልሐ ነድሪ ዘተሓወሶ ሒኒን ዝብል ናይ ለውጢ ማዕበል፡ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኮነ ንዘለው … more