ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ ዕዉት ክኸዉን። – እነሆ ሓበሬታ መገዲ። By Assenna on March 19, 2011 Reply እቶም ብማኪና እትመጹ፣ ሀ፡ ካብ መጨረሻ ኣውቶባን “autoban” ኣብ ክንዲ ናብ ኤርፖርት ዘዎጽእ ትወስዱ: ንጀነቭ ላክ “Genève Lac” ዝብል ተከቲልኩም: ኣብ ካልኤይቲ ሴማ-ፎሮ (ናት ትራፊክ መብራህቲ) ን የማን ወጺእኩም ፓርኪን “Parking “ ኣብ ምርካባ ጀምሩ። … more