ተቓወምቲ ውድባት እንታይ ንጽበ?

  ንምክልኻል ሕይልታት ተጸግዕዎ ናይ ለውጢ ሓይሊ ክከውን ሕተትዎ ንለውጢ እጃሙ ከበርክት ኣባራትዕዎ ታሓባቢርኩም ንህዝቢ ክተድሕንዎ ሽሕ ኪሎመተር ብሓደ ክትዓምዎ ለውጢ ክራጋገጽ ህዝብና ክርህዎ። … more

ወሓጥዮ ኣንተበልኩዋስ ትጎስሞ!…ሕጂኸ እንታይ ክውስኩ ደልዮም እዮም?

ሰዓብቲ ህግደፍ፡ መሊሶም ንናይ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኮንግረስ ብኢንተርነት ወይ ኢሜል ገይሮም ጥርዓን ንምልኣኽ  ካብ ተቕማጦ ዲሲ ፌርማታት ኣብ ምእካብ ሸበድበድ ይብሉ ኣለዉ። ሕጂኸ እንታይ ክውስኹ ደልዮም ኢዮም? ወሓጥዮ ኣንተበልኩዋስ ትጎስሞ። ዘይስብሎም ደኣ ኮይኑ እምበር መንግስቲ ኣመሪካ ነቲ ዝገበርዎ ሰልፊ ኣቓልቦ ከምዘይ ሃቦ ብወግዒ ገሊጹሎም እዩ። … more

ወረ ክንህበኩም፡ ኣብ ሳን-ሆዘ (በይ ኤርያ) እንታይ ተባሂሉ፡ እንታይ ከ ይበሃል ኣሎ?

ኹቡራት ኣንበብቲ ኣርእስቲ ናይዛ ስነ-ጽሑፍ ከም እተንብብዎ፡ ነዚ አብ’ዚ እንነብረሉ ከባቢ በይ ኤርያ (Bay Area) ብፍላይ ከአ ሳን-ሆዘ (San Jose) ካብ ዝሓለፈ ሓያለ ዓመታት ኣትሒዙ ዝተፈጸመን ዝፍጸም ዘሎን ንጥፈታት ሓበሬታ ንመሃብ ተባሂሉ እተጻሕፈ እዩ። እንተ ኾነ ግን እሞ ኣብ ሳን-ሆዘ እትፈጸመ ፍጻመ ነዓና ዘገድሰና አይኮነን ብምባል ሸለል ኢልኩም ጎሲኹሞ ከይትሓልፉ … more

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ “ቺቺሮ ብዘይ ቲፎዞ ፡ እንታይ ክገብሮ” ትብል። ( ቃል ኣሰና)

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ንኤርትራ ብኹዑሶ ጥራይ ዘይኮነ፡ እንተላይ ብስጉምታ እያ ወኪላታ። እታ ዝሓለፈ ቀዳም፡ 13 ታሕሳስ ኣብ ናይሮቢ፡ ኬንያ፡ ተሸሪባ ዝተረፈት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ካብቲ ኩሎም መንእሰያት ኤርትራ ብቐጻሊ ዝወስዱዎ ዘለዉ ስጉምቲ ዝተፈልየ ስጉምቲ ኣይወሰደትን። መሳቱ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ወግሐ ጸብሐ፡ ድብያታት ሓለዋ ዶብ ህግደፍ ዕጅብ ከይበሎም፡ ሓለዋ ዶብ … more

ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ! – ምንኣስ ናጽነት እንተጸኒቱ፡ ናጽነት እንታይ ‘ዩ ፍትፍቱ?

ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ! ምንኣስ ናጽነት እንተጸኒቱ፡ ናጽነት እንታይ ‘ዩ ፍትፍቱ? ሃገረይ፡ ‘ከመይ ቀኒኺ’ ክብለኪ ከለኹ፡ ‘ከመይ ‘ለኻ ኣይትበሎ ኣብ ገጹ ረኣዮ’ ዝብሃል ዘረባ ዘኪርኪ፡ ንሕቶይ ብናይ እንክሒራ ፍሽኽታ ትገንሕዮ ትህልዊ። ኣይክሕዘልክን ‘የ። ማእሰርቲ ቀሽን ዓለምን፡ ሸኽን ኣማንን፡ ሚኒስተርን ጋዜጠኛን፡ ኣቦን ወላዲትን ተራ ኾይኑስ፡ ሎሚ ቅጽበታዊ ርሸና ደቂ 15 ዓመት ቆልዑ፡ … more

ዕዉር እንታይ ይደሊ ብርሃን : ነጋዳይከ እንታይ ይደሊ ድሓን

ሃገር ኣብ ዓዘቕቲ ድኽነትን ጥሜትን ተሸኺላ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣሓትናን ደቅናን  ጭፍጨፋ ስርዓት ኢሳያስ ከይኣኽሎምስ ብጥሜት ተጠቒዖም ገዛውቶም ዓጽዮም ሃጽ ኢሎም እግሮም ኣብ ዝመርሖም ይጠፍኡን ብጥሜት ይሃልቁን  ምህላዎም ዓይንናኳ እንተዘይርኣየ እቲ ሕማቕ ወረስ ኣይትሓብኣናን። ንሰምዕ ኣሎና። ካብ ብኽያትን ጓህን ሓሊፍና ክንሕግዝ ብዘይምኽኣልና ከኣ ንሓዝን። … more

እንታይ ገደሰኒ

እግሪ እናደለየ ልቢ  እናሓንገደ ቀልቢ ብቁሩሩ ዝባን እናሞቐ ጸጓር ንውሽጢ ወድዮ ስኒ እናሰሓቐ ሽክና ብጥርሑ ደረት እናተነፍሓ ሓሞት ብዝርጉ ልሳን እናነውሓ … more

እንታይ ከ ይበሃል ኣሎ ? – ደሃይ ካብ ኣስመራ

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብ ጽባሕ በዓል ናጽነት ስለምንታይ ናብ ኢራን ከምዝገሸ ገሪሙኩም ክኸውን ይኽእል እዩ። ግን ኣይግረምኩም። ንበዓል ናጽነት ዝኸውን ሽሻይን ሕብስትን ከምጽእ ኣይኮነን ከይዱ ዘሎ። መገሽኡ ምስ ውልቃዊ ጉዳዩ ዝተኣሳሰረ እዩ። … more