መርድእ፡ ኣቦና ኣባ ሃይለማርያም ገብረሕይወት ሓላፊ ደብረመድሃኒት ኪዳነ ምህረት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም።

ክቡር ኣቦና ኣባ ሃይለማርያም ገብረሕይወት ሓላፊ ደብረመድሃኒት ኪዳነ ምህረት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ለንደን ብሕማም ምኽንያት ብሰሉስ 25 ግንቦት ካብዛ ዓለም ብሰላም ዓሪፎም።  … more

ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዋይ ቅዱሳን ብዕሊ ይዘምትዎ ኣለዉ።

ኣቦ ኣርባዕተ ስዉኣት ቀሺ ወልደጽዮን ተኽለ ብበጋሚዶታት ህግደፍ ከቢድ ማህሰይቲ ወሪድዎም። ንተዋህዶ ሃይማኖት  ቤተርስትያን ኤርትራ መንግስቲ ህግድፍ ሓንቲ ካብተን ዝዓበያ ናይ ስለላ መሓውሩ ካብ ዝገብራ ዓመታት ኣቑጺሩ ኣሎ። … more

ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ከምዝተኣሰሩ ዘይተረጋገጹ ሓበሬታታት የመልክቱ።

 ስርዓት ህግደፍ ብዘዋሃዶ ሽርሒ ንኣቡነ ኣንጠንዮስ ተኪኦም ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ከምዝተኣሰሩ ዘይተረጋገጹ ሓበሬታት የመልክቱ። … more

ግፍዓዊ ኣተሓሕዛ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ፓትርያትክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ንምቅዋም ኣብ ለንደን ጸሎት ተኻይዱ።

መንግስቲ ኤርትራ ንብጹእ ወ ቅዱስ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ ኣቦና ኣንጠንዮስ ንዝገብረሎም ዘሎ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ዝዅንን ናይ ጸሎት ስነስርዓት ኣብ ለንደን ከምዝተኻየደ ቢቢሲ ኣብ ሰስፈሮ ዓንቀጽ ሓቢሩ። … more