ዋዜማ፣ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ( ካልኣይ ክፋል) ብ ኣለና
መሪር ሓዘን ህልቂት ልዕሊ 325 መንእሰያት ኤርትራውያን ደጊምና ንዘክር! ሓዘን ኤርትራውያን መመሊሱ ይቕጽል ኣሎ። ጉዳም ዘመን! ኣብ ምድሪ ቤትን ቅርዓትን ጥራይ ዘይኮነስ፤ ኣብ ርእሲ ነፍስ-ወከፍ ኤርትራዊ ናይ ሓዘን ዳስ ተተኺሉ ኣሎ። … more
መሪር ሓዘን ህልቂት ልዕሊ 325 መንእሰያት ኤርትራውያን ደጊምና ንዘክር! ሓዘን ኤርትራውያን መመሊሱ ይቕጽል ኣሎ። ጉዳም ዘመን! ኣብ ምድሪ ቤትን ቅርዓትን ጥራይ ዘይኮነስ፤ ኣብ ርእሲ ነፍስ-ወከፍ ኤርትራዊ ናይ ሓዘን ዳስ ተተኺሉ ኣሎ። … more
እቲ ትማሊ ኣብ ትሕቲ “ንቕሎ ንሓድሽ ሓርነት” ዝብል ቴማ ዝጀመረ፡ 2ይ ጉባኤ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ሎሚውን ብርሱን ሃዋሁ ቀጺሉ ውዒሉ። … more
ኣብ`ዚ ጽሑፍ`ዚ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ህዝባዊ ናዕቢ ኣንጻር ውልቀ-መላኺ ንኸይልዓል ዓጊቱ ሒዙ ዘሎ ክውንነታት ከቕርብ`የ። ብቐጻሊ፡ ነቲ ኣብ መወዳእታ ክፋል ጽሑፈይ ኣንጠንጢለ ዝገደፍኩዎ ዓቢ ሕቶ: እናመለስኩ ክጓዓዝ`የ። … more
ኣንቲ ትርቡሊ እንታ’እኺ ትብሊ ሕጂ’ውን ወተሃደር ክትምልምሊ፣ ወይለከ ዕብዳን! ወይለከ ሽሕጣን! እቲ ቐደም ዘመን ሙሶሊኒ … more
ሽሕኳ ሃይማኖት ንባዕሉ ምኽንያት ውግእ ኪኸውን ዘይክእል እንተኾነ፡ ንሓያሎ ኣጀንዳታት ግን ከም ሽፋን ኮይኑ ከገልግል ጸኒሑ ኢዩ። ሓደ ህዝቢ ወይ ጉጅለ ገለ ማሕበራዊ ጸገም ምስ ዘጋጥሞ ወይ ፍትሒ ምስ ዚጐድሎ፡ ነቲ ዘይፍትሓውነት ንኺዋግኦ ሓይሊ ዚህቦ ውሽጣዊ ድፍኢት ይደሊ ኢዩ። ስለዚ ንሃይማኖት ከም መሳርሒ ተጠቒሙ ቃልስታቱ የካይድ ማለት ኢዩ። … more
ዓሚ ከምዚ ሎሚ ሕር ሕራይ ጌርና ጸፊዕናዮ ሸውዓተ ሸይጣን ስጋብ ዝረኣዮ። ንመን? ንመን ደኣ ነቲ ብጎረባብቲ ሃገራት፡ ብው.ሓ.ኣ.፡ ብው.ሕ.ሃ. ብምዕራባውያን ሃገራት፡ ብሃገራት ዓረብ ኮታ ነቲ ዓለም ብዓለማ ትጸልኦ ስርዓት ህግደፍ እምበር ንመን ደኣ። … more
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፍና ገለ ውሑድ ተረክቦታት መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ምድረ ግብጺ ጠቒስና ኔርና። እቲ ጉዳይ ብሰፊሑ ኣቓልቦ ንኽረክብ ብማለት ከኣ ከም ኣገዳሲን ጭቡጥን ሓበሬታ መጠን ጽሟቕ ትሕዝቶኡ ብቛንቋ እንግሊዝ ተተርጕሙ ንገለ ካብቶም ብጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ ዝግደሱ ፈተውቲ ከምዝበጽሕ ተጌሩ። … more
ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ መስፍን ሓጎስ ንሓይልና ፋሕብትን ኣቢሉ ነቶም ናይ ቃልሲ መማህራንና ናበይ ከም ዝሰወሮም ከምዝጠፋና ገሊጸ ነይረ። ንሱ ስርሑ ሰሪሑ ጸብጻቡ ከቕርብ ናብ ኢሳያስ እዩ ዝጎዪ ዝነበረ። … more
ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ መስፍን ሓጎስ ንሓይልና ፋሕብትን ኣቢሉ ነቶም ናይ ቃልሲ መማህራንና ናበይ ከም ዝሰወሮም ከምዝጠፋና ገሊጸ ነይረ። ንሱ ስርሑ ሰሪሑ ጸብጻቡ ከቕርብ ናብ ኢሳያስ እዩ ዝጎዪ ዝነበረ። … more
ንኣይ ከምዝመስለኒ እቲ ቐንዲ ዛዕባ ምዝንታው ታሪኽ ወይ ድማ ምጽብባቕ ዝወዓልካሉ ታሪኽ ጥራይ ዘይኮነ፣ ነዚ ህጹጽ ፖለቲካዊ ቅልውላው መዕለቢ/መፍትሒ ሃሰስ ምባል ኢዩ። … more
ስርናይ ዝተተለመት ጽግኢ፣ ስርናይ ኢያ እትፈሪ። ክርዳድ ዝተተለመት ቃድራ ድማ ከም ትልማ ክርዳድ። እነሆ’ምበኣር ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቅድሚ 40 ዓመታት ብዝተለሞ ዘርኢ ክርዳድ ንሕና ኤርትራውያን ክርዳድ ፈሪና። … more
ኣብ’ዚ እንርከበሉ ተሃዋሲ መድረኽ፡ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ጨካን ምልካዊ ስርዓት፡ ዓይኑ ተዓፊኑ፡ ልሳኑ ተለጕሙን ከይኣክሎ፡ ኣብ ዘይፈልጦ ተኻታታሊ ሃንደብታዊ መጻኢ መድረኻት እንዳተሰጋገረ፡ ኣብ በበይኖም እዋን ብናታቶም ዝግለጹ ኣብ ሂወቱ በዳህቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ዘይብሉ፡ ኵናት፡ ብዶባዊ ምስምስ ሰንፈላል ዝዀነ ናብራ ሓሊፉን ይሓልፍን ኣሎ። … more
ኤርትራዊ ኣትለት ሳሙኤል ጎይቶኦም ሓድጉ ኣብ ጀርመናዊት ከተማ ካስል ሎሚ 16 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን-ካስል ብ02.13.05 ግዜ ካልኣይ ኮይኑ ውድድሩ ብምፍጻም ከምዝተሸለመ ተፈሊጡ። … more
እቶም ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2010 እንተዘይተኻይዱ እንዳበሉ ዝፍክሩ፡ ክሳብ’ዚ ሕጂ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ንዘቕርብዎ ትሕዝቶ መግለጺታቶም፡ ዘይምርድዳእ ኣብ ግዜ ዝተደረተ፡ ናይ ግዜ ሕቶ ከኣ ከም ዓብይ ኣጀንዳ ኣስፊሮም ፍልልይ ከም ዘሎ’ዮም ዝዛረቡ። … more
ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍና ኣብ ቀዳማይ ክፋል፡ ኣብ መንጎ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያን ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራን ዘሎ፡ ሓደገኛ ናይ ፖለቲካ ውዲት ዘይቅዱስ- ቃልኪዳን ብሓደ ወገን፡ ኣንጻር ሳንክሽን ውሳኔ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ 4-5 ነጥብታት ዝሓዘ ኣዋጅ ምውጻኩም ከይኣክል፡ ሕጂ`ውን ምስ ደገፍቲ መንግስቲ ብሓባር ሰላማዊ ሰልፊ ከተካይዱ ብቓላትኩም ብድምጽኹም … more
ንድሕሪት እናጠመትካ ንቕድሚት ምኻድ ኣይከኣልን’ዩ! ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ጎደና ሓርነት ካበይ፡ ናበይ፡ ብኸመይ? ብዝብል ኣርእስቲ ዝጀመርናዮ ተኸታታሊ ትሕዝቶ፡ ‘ተስፋን ቅብጸትን ገጽንገጽ’ ኣብ ዝብል ንኡስ ኣርእስቱ፡ ኤርትራዊ ሕልና ወሪዱዎ ዘሎ ለጠቕታን ሞራላዊ ቅልውላውን ኣተኲርናሉ ኔርና። እዚ ምልከት ውድቀት’ዚ እናሓደረ ክገንን ‘ምበር ክመሓይየሽ ኣይተራእየን። ኣብዚ ሳምንቲ ‘ዚ ጥራይ ‘ኳ ነዚ ምጕት’ዚ … more
ኣቱም ሰባት! ኣብ ዘዘለናዮ መዓልቲ ንግበር ካልኣይ ቀብሪ ምእንቲ’ዞም ንቡር ከይረኸቡ ዝሰፈሩ ትሕቲ ምድሪ ወየ! ወየ! ንበል ከምቲ ባህሊ ኣቦታትና ምእንቲ”ዞም ከም ዕንቊ ዝተሽርቡ ደቅና ኣሕዋትና እንተኽኢልና ኣብ ቅርዓት ዓዲ ዓራት ኣንጺፍና ወይ ብጽሞና ናይ ካልኦት ኣምሲልና ጌጋ መዓልቲ እንዲና ውዒልናታ! ደም ምንባዕኳ ክውሕደና! … more
ኣብታ ቀዳመይቲ ዘመሓላለፍክዋ ጽሕፍተይ ገለ ናይ ፊድላት ጌጋታት ምንባሮም ደጊመ ኣብ ዘንበብኩሉ ግዜ ረኺበ። እቲ ዘገርም ድማ ኣብ ኩሉ ዝሰዶ ጽሑፋተይ’ውን ከምኡ ምንባሩ በሪሁለይ። እዚ ጉድለታት’ዚ ንብዙሓት ዘጋጥም ዘሎ ኢዩ። እቲ ናይ ግእዝ ፊደላት፣ ንሓንቲ ፊድል ምስ ኣድመጽታ ተወቂጣ ድምጺ ክትህብ ዘጋጥም ተደጋጋሚ ምውቃጣ ዘምጽኦ ተክኒካዊ ሽግር ከም ዝኾነ ርዱእ … more
ውራያትን ጽምብላትን ህግደፍ፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘይሓቍፍ፡ ፈላላዪ ምዃኑ ብምግንዛብ፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ብምጥርናፍ ሃገራውነት ኤርትራውያን ንምዕዛዝ ዝዓለመ ሰፊሕ ብዓል ንዝወደቡ ተባዓት ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣትላንታ ጆርጅያ፡ እቲ ካብ ቁጽጽሩ ወጻኢ ጽምብል ናጽነት ከይካየድ ኣብ ቀጻሊ ዘመተ ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ ንዘቕረበሎም ካልኣይ ኣውያት ኵነኔን ትእዛዝን ነጺጎም ሃገራዊ ብዓሎም ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ንምጽንባል ምድላዋቶም … more
… more