ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ኤርትራ ብርቱዕ ግፋ ከምዘካየደ ምንጭታት ሓቢሮም።

ብመሰረት ሓበሬታ ናይቶም ምንጭታት፡ ስርዓት ህግደፍ፡ ነዚ ኣልማማ ግፋ ዘካይድ ዘሎ፡ ካብ ሰራዊት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናብ ከተማ ዝኣተዉ ይኹኑ ካልኦት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይተጸምበሩ መንእሰያት ኣብ ከተማታት ብብዝሒ እንተጸኒሖም ከምቲ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝካየድ ዝሎ ናዕቢ ከበግሱ ይኽእሉ እዮም ካብ ዝብል ስግኣት ተበጊሱ ምዃኑ የረድኡ። … more

ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 10 ስደተኛታት ብነጋዶ-ሰብ ኣብ ሲናይ ተቐቲሎም። ድሕነት ናይቶም ዝተረፉ ካልኦት ዓሰርተታት ጅሆታት ከኣ ኣብ ሓደጋ ይርከብ።

ኣብ ምስሪ፡ ኣብ ሓውሲ ደሴት ሲናይ ኣብ እትርከብ ከተማ፡ ሓያለ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 70 ስደተኛታት ብነጋዶ-ሰብ ኣብ ትሕቲ-መሬት ብሰንሰለት ተኣሲሮም ከም ጅሆ ተታሒዞም ድሕሪ ምቕናይ፡ “5 ሽሕ ዶላር ኣረክቡ ወይ ድማ ህይወትኩም ክትስእኑ ኢኹም” ተባሂሎም፡ ብኤለትሪክ ክፍልታት ኣካላቶም እናነደደ ይሳቐይዩ ከምዘለዉ፡ ዛጊት 10 ካብኣቶም ብኣሰቃቒ መንገዲ ከምዝተቐትሉ፡ እቶም ዝተረፉ ኸኣ ህይወቶም … more

ኣዕሩኽ ኣሰና ኖርወይ 13800 ክሮነር ብምውፋይ፡ ነፍሲ ወከፎም £132 ከበርክቱ ተመባጺዖም።

ኣብ ኖርወይ እትቕመጡ 16 ግዱሳት ኤርትራውያን፡ ኣዕሩኽ ኣሰና ብምምስራት ብዝተወደበ መንገዲ 13800 ክሮነር ቅጽበታዊ ሓገዝ ከወፍዩ ከለዉ ዓመታዊ ነፍሲ ወከፎም £132  ብድምር £2112 ከበርክቱ ተመባጺዖም። ካልኦት ግዱሳት ተቐማጦ ነርወይ ክተሓባበሩዎም ከኣ ጸዊዖም። ድምጺ ኣሰና፡ ንኣዕሩኽ ኣሰና ኣብ ነርወይ ብስም ተኸታተልታ ብፍላይ ድማ ብስምቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ድምጹ ተዓቢሱ ዘሎ ውጹዕ … more

ስርዓት ህግደፍ ናይ ገዛእ ርእሱ ዝተዓጻጸፈ ብልሽውና ሓቢኡ ብናይ ካልኦት ሃገራት ብልሽውና ይዋርዘ።

ትማሊ 28 ሚያዝያ ዝተሓትመት ኣፈኛ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ዝኾነት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ “ኣብ ስዊዘርላንድ ተዓጊቱ ዝርከብ ንሰብ ስልጣን ናይጀርያ ዝተዋህበ ናይ 150 ሚልዮን ዶላር ጉቦ ናብ ናይጀርያ ክምለስ ከምዝኽእል ሰበ ስልጣን ስዊዘርላንድ ኣፍሊጦም፣ ሃሊበርተን ዝተባህለ ትካል ናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጨረታ ወፍሪ ምእንቲ ክዕወት ንሰበ ስልጣን ናይጀርያ 180 ሚልዮን ዶላር ብላዕ … more