ጋዜጣዊ መግለጺ: ርክብ ክልተ ኤርትራውያን ሲቪክ ማሕበራት፡ ምስ ክልተ ዓበይቲ ሰልፍታት ፈረንሳ።
ኣብ ፈረንሳ ዝርከባ ክልተ ዓበይቲ ሰልፍታት፡ ንክልተ ኤርትራውያን ሲቪክ ማሕበራት ብዝገበራልና ዕድመ፡ ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ሰዓታት ቕድሚ ቐትርን ድሕሪ ቐትርን ጽቡቕ መንፈስ ናይ ምርድዳእ ዘለዎ ክልትኣዊ ርክባት ተኻይዱ። … more
ኣብ ፈረንሳ ዝርከባ ክልተ ዓበይቲ ሰልፍታት፡ ንክልተ ኤርትራውያን ሲቪክ ማሕበራት ብዝገበራልና ዕድመ፡ ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ሰዓታት ቕድሚ ቐትርን ድሕሪ ቐትርን ጽቡቕ መንፈስ ናይ ምርድዳእ ዘለዎ ክልትኣዊ ርክባት ተኻይዱ። … more
… more
ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ጽሑፋት ኣሰና ካብ ኢንተርነት ብምሕታም ናብ ካልኦት ሰባት ኣመሓላሊፍኩም ብዝብል ምኽንያት፡ ንኽልተ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ኣብ ካልኣይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ ኣሲሩዎም ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። … more
ማዕርግ ድምር ውጺኢትን ሞያዊ ብቕዓትን ተሞክሮን እሩም ስነ-ምግባራዊ ባህርያትን ንዘልዎም ኣብነታውያን ሰባት ስለ ዘስታህል ወይ ስለ ዝግባእ: እቶም በዚ ስነ-ስርዓትን ሞያን ዝተኾስኮሱ ሰብ ወትሃደራዊ ማዕርግ ድማ: ምሉእ ዘይጉዱል ተሰማዕነት በቶም ኣብ ትሕቲ ትእዛዛቶምን ምምሕዳራቶምን ዝነጥፉ ሰባት ጽልዋ ክህልዎም ንቡር ኢዩ:: … more

ሽማግለ ንሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ናይ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ መደብ ስርሑ ድሕሪ ምግምጋም ህዝባዊ ኣኼባ ንምጽዋዕ መደባቱ ሰሪኦዑ ኣብ ምንጣፍ ይርከብ። … more
ብጻይ ደርጊ ክህቦ ናቱ ብማዕጾ ወጺኡ ብመስኮት ዝኣቱ ኣጉል ትምክሕተኛ ግፍዒ ተግባራቱ … more
ንፖለቲካዊ ቃልሲ ማለተይ’ዩ። ነቲ ኣብዚ መድረኽ’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታትና ድማ ክገልጽ ይፍትን። እቲ ብንኣሽቶና እንፈልጦ ጉልበታዊ ቃልሲ እሞ ኸኣ፡ ከይተጠማጠምካ ከመይ ኢሉ? ቃልሲ! ፖለቲካዊ ይኹን ጉልበታዊ ማዕዶ ንማዕዶ ተረሓሒቕካ ክኸውን ዘይክእል መስርሕ’ዩ። … more
ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ (ሜሪላንድ) ዝምቕማጡ ስሙ ክዕቀበሉ ዝመረጸ ግዱስ ኤርትራዊ ተኸታታሊ ድምጺ ኣሰና፡ “ኣሰና ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብምዃን እትገሮ ዘላ ኣስተዋጽኦ ህዝባዊ ደገፍ ክረክብ ኣለዎ” ብምባል፡ ብሕሳብ ሓደ ዶላር ንመዓልቲ፡ ናይ ዓመት ማለት 365 ዶላር ኣመሪካ ኣበርኪቱ። … more
አገዳሲ መግለጺ ጨንፈር ሰልፊ ዲሞክራሲ ሕዝቢ ኤርትራ – ሽቱትጋርትን ከባቢአን ( ጀርመን) … more
ኣምባሳደር ማለት ብሓጺር ኣዘራርባ፡ ዝለዓለ ወኪል ሃገርን ህዝብን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ማለት`ዩ። ቀንዲ ዕማሙ ድማ፡- ኣብ ሞንጎ ክልተ ሃገራት ዘሎ ዝምድና፡ ኣብ ኣጉራዊ-ሕጊ ዝተሞርከሰ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና ምምስራት ኢዩ። እቲ ዝምድና ኣብ ናጻ ማ8ዕረ መሰል ል0ኡላውነት ዝምርኮስ ብናጻ ድልየት ክልቴን ሃገራት ናብ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ንግዳዊ፡ ባህላዊ ማሕበራዊ፡ ሳይንሳዊ፡ ትምህርታዊ ጸጥታዊ … more
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኔዘርላንድስ ካብ ኤርትራውያን በስገዳድ 2% (ክልተ ሚእታዊት) እናኽፈለ ABN AMRO ኣብ ዝተባህለ ባንክ ናይታ ሃገር ብሕሳብ ቁጽሪ 425297322 ኣቐሚጡዎ ዝጸንሐ 4.8 ሚልዮን ይሮ ከይንቀሳቐስ ተኣጊዱ ከምዘሎ ማእከል ምርምርን ስነዳን ኤርትራ ዝተባህለ ኣብ ኔዘርላንድስ ዝመደበሩ ሲቪካዊ ማሕበር ሓቢሩ። … more
ስርዓት ህግደፍ : “ኣብ ሶማልያ ወተሃደራዊ ምትእትታው የብለይን” ኢሉ ብተደጋጋሚ ኣብ ዝኽሕደሉ ዘሎ እዋን ፡ ክልተ ወተሃደራውያን ኣማኸርቱ ኣብ ሶማልያ ተሸሪቦም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። … more
ነጋሲ ሃብታይ ከምኡ ‘ውን ፓታዊ ገብረዝግኣቢሄር ዝተባህሉ ክልተ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ምስ ጨወይቲ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ብምትሕብባሮም ተኸሲሶም፡ ኣብ ፍርዲ ከምዝቐረቡ Haaretz ዝተባህለ ጋዜጣ እስራኤል ሓቢሩ። … more
ነጋሲ ሃብታይ ከምኡ ‘ውን ፓታዊ ገብረዝግኣቢሄር ዝተባህሉ ክልተ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ምስ ጨወይቲ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ብምትሕብባሮም ተኸሲሶም፡ ኣብ ፍርዲ ከምዝቐረቡ Haaretz ዝተባህለ ጋዜጣ እስራኤል ሓቢሩ። … more
ሲኞር ፔየር ጃኒ ፕሮስፐሪኒ < www.l’espreso > 1)ቀዳማይ ሚንስተር ሲልቪዮ በርልስኮኒ፡ድሕሪ‘ቲ ንርእሱ ዝከላኸል ሕጊ ኣውጺኡ ብፈራዶ ኣካል ድሕሪ ምንጻጉ፡ኣብ ፍርዲ ክቀርብ ተባሂሉ ኔሩ።እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ፡ኣብ ብዙሓት ቅትለታት ዝተሳተፈ ማፍያ፡ማርቸሎ ዲ ኡርቲ ዝበሃል ሽርካ ሲልቪዮን ሲልቪዮ በርልስኮኒ ምስ ማፍያ ርክብ ከምዘለዎም ተናዚዙ።ድሕሪ‘ዚ ሲልቪዮ ዝመርሖ መንግስቲ ህላዌኡ ኣጠራጣሪ ስለዝኾነ፡ንዝመጽእ ምርጫ ምቅርራብ … more
… more
ኣብ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን፡ ቪነንደን ኣብዝተባህለት ንእሽቶ ከተማ ኣብ እትርከብ ሓንቲ ቤትትምህርቲ፡ብ 11 መጋቢት 2009 ዘሕዝን ፍጻሜ ኣጓኒፉ። ቲም ክረትሽመር ዝተባህለ ወዲ 17 ዓመት ትሕቲ ዕድመ መንእሰይ፡ካብ ገዝኡ ብዝሰረቓ ናይ ኣቡኡ ብረት፡ዓሰርተክልተ ተመሃሮን መምህራንን፡ ሰለስተ ካልኦትን ገዛእ ርእሱን፡ ብሓፈሻ 16 ትንፋስ ኣጥፊኡ። እዚ ፍጻሜ እዚ ንህዝብን መንግስትን ጀርመንን ንካልኦትን ዘሕዘነን … more
… more
ክልተ ኣባላት ጸጥታ ህግደፍ ምስ ክልተ ኣባላት ጸጥታ ሊብያ ተሓባቢሮም ብዘካየዱዎ ናይ ጭውያ ስርሒት፡ ካብ ኤርትራ ኣምሊጦም ኣብ ጉዕዞ ስደት ሊብያ በጺሖም ንዝነበሩ ክልተ ኣባላት ሓለዋ ቤትማእሰርቲ ዒራዒሮ ነበር ፡ ብ16 ሕዳር 2008 ጨውዮም ናብ ኤርትራ ብምምላስ ኣብ እምባትካላ ኣሲሮሞም ከምዘለዉ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። … more