ዕዉት ኣኼባ ኮሚሽን ዋዕላ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ከተማ ኮሎምቦስ ኦሃዮ ።
Reply
ትማሊ ቀዳም ታሕሳስ 18/2010 ካብ ሰዓት 2፡00 - ክሳብ 6፡30 ድ፡ቀ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ሰላምን ዝኾነ ኤርትራዊ ኣብ ኮሎምቦስን ሲንሲናትን ካልኦት ንኣሽቱ ከተማታት ኦሃዮን ዝነብር ነቲ ሓያል ቁርን በረድን ተጻዊሩ ብጉዳይ ሃገሩ ክዝቲ ምዕባለ ኮሚሽን ክከታተልን ንመጻኢ ጉዕዞኡ ሓሳቡ ከፍስስን ብኣዝዩ ዘሐብን ቁጽሪ ንርባዕተ ሰዓት ዝኣክል ክዝቲ ዉዒሉ ። … more