ኣበይ ድኣ ኣለዋ ተቓወምቲ ዉድባት??

ንድሕነት ህዝብን ሃገርን፡ እንተኮይኑ ዕላማስሙር ግንባር ፈጢርካ፡ ንህግደፍ ምህራማክሳብ ምኣስ እዩ ድኣ፡ ብማዕዶ ቁዝማኤርትራ ምስ ህዝባ፡ ከም ሎሚ እዃ ዘይሓሰማእንታይ ድኣ ጉደን፡ ንለዉጢ ዘይቐዳደማሃገር እናተሓመሰት፡ ኣእዛነን ዘጽምማ … more