“ጥይት ዘይሰጎጓስ ዋዕላ” ትንቢት ዘሕማም ልቢ
ኣሞይ ቅጭን እምበር ሰንከልከል ኢላ ዊስኪ ኣይኮነን “black label” ከም ኣመላ
ኣሞይ ቅጭን እምበር ሰንከልከል ኢላ ዊስኪ ኣይኮነን “black label” ከም ኣመላ
ሪፖርታዥ ብሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ማሕበር ጠበቓታትን ናይ ሕጊ ኪኢላታት ኤርትራውያን(Eritrean law society) ኣብ ኪጋሊ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ዓቢ ዋዕላ ኣህጉራውያን ጠበቓታት ኣፍሪቃ ተዓዲሙ ተሳቲፉ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበስልጣናትን ናይ ሕጊ ኪኢላታትን ካሎኦት ኣገደስቲ ሰባትን ብምርኻብ ዝምድንኡ ኣደልዲሉ።
ሎሚ ዕለት 2 ጥሪ 2011 ሽማግለ ኮሚሽን ጨንፈር ኦሃዮ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ኮሎምቦስ ኣካይዱ።
ትማሊ ቀዳም ታሕሳስ 18/2010 ካብ ሰዓት 2፡00 - ክሳብ 6፡30 ድ፡ቀ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ሰላምን ዝኾነ ኤርትራዊ ኣብ ኮሎምቦስን ሲንሲናትን ካልኦት ንኣሽቱ ከተማታት ኦሃዮን ዝነብር ነቲ ሓያል ቁርን በረድን ተጻዊሩ ብጉዳይ ሃገሩ ክዝቲ ምዕባለ ኮሚሽን ክከታተልን ንመጻኢ ጉዕዞኡ ሓሳቡ ከፍስስን ብኣዝዩ ዘሐብን ቁጽሪ ንርባዕተ ሰዓት ዝኣክል ክዝቲ ዉዒሉ ።
ብሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ ትማሊ ምሸት ቐዳም 23 ጥቅምቲ፡ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ነቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ ነሓሰ 9 ንዝተኻየደ ሰፊሕ ሃገራውን ህዝባውን ዋዕላ ብዝምልከትን፤ነቲ ኣብ መጻኢ ክግበር ተመዲቡ ዘሎ ንኹለን ውድባትን ማሕበራትን ህዝብን ዝሓቖፈ ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ተካይድ ዞባዊ ሽማግለ ንምምራጽን ዝዕላሙኡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣኼባ ተጋቢኡ … more
ብኣንቶንዮ ተስፋይ – 15 መከረም 2010 ብዕለት 11 መስከረም 2010 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ንጉዳይ ዋዕላ መብርሂ ክህብን ዝተኻየደ ኣኼባ ካብ’ቲ ብዙሕ ኣብ ሓደ ወሳንን ኣገዳስን ጠማርን ጉዳይ ምስክርነት ቀሪብሉ ኣሎ።
ጉድ ጕዶ ዝብል ቃል ብሓጺሩ፡ እቲ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ እንጥቀመሉ ኣገዳሲ፡ ሓይሊ ምንጪ ነዳዲ፡ ኣብ ዘቤት ንጥቀመሉ’ዩ። እዚ ቃል ኣጥቢካ እንተነበብካዮ ብዒባ ዝተጠፍተፈ ጉድጕዶ ኣብ ኳና ወይ ኣብ ምስድሪ ተጎድጕዱ ምስ ነቐጸ ቀቀሊጥካ፡ መፍልሒ ማይ፡ መብሰሊ ጸብሒ፡ ከም መሰንከቲ ነዳዲ ከኣ ኣብ እቶን ፡ ሞቝሎ ከኣ ትጥቀመሉ።
አሰናዳኢ ሽማግሌ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ አብ ዋዕላ ናይ ዝቐርቡ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ምእራምን ብምጽፋፍ ናይ መወዳእታ መልክዑ አትሒዙዎ ይርከብ፡፡
ኣቶ ኣምሃ ዶመኒኮ ኣባል ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ዝመርሖ ኣብ ስቶክሆልም ብዕለት 22 ግንቦት 2010 ድሕሪ ቐትሪ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ቅድሚ ኣብ’ዚ ናይ ዕለት 22 ግንቦት 2010 ዝተኻየደ ኣኼባ ህጽር ዝበለ ጸብጻብ ምቕራበይ ገገለ ናይ ዝሓለፈ ተመክሮታት ክጠቕስ እፈቱ።
ኤርትራውያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲ.ሲን ከባቢኣን ቀዳም 5 ሰነ 2010 ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣጋቢኦም። ተሳተፍቲ ዋዕላ ነቲ ብናይ ዋዕላ ሽማግለታት ዝተዋህበ መግለጺ ብጽሞና ተኸታቲሎም።
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን - ለበዋታት ሓፈሻዊ ዓውደ መጽናዕቲ ንሰፊሕ ሃገራዊ ዋዕላ ንዘተን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ካብ ዕለት 4—8 ሓምለ 2009 ዝተኻየደ
ኣብ ኦኩላንድ ካሊፈርነያ ንምዕዋት መስርሕ ዋዕላ ንዲመኩራስያዊ ለውጢ ብዕለት 5/6/2010 ተኻይዱ ኣብዚ ኣኬባዚ ብግዳይ ህዝብን ሃገርን ዝሕለቁ ተሳተፍቲ ኣኼባ ሃናጺ ንዋዕላ ዘዕውት ሓሳብን ምኽርን ለበዋን ሒዞም ናብ ኣኼባ ተሳቲፎም ኣኼባ መስርሕ ናይ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ መኽፈቲ ዝኽረ ሰማእታት ናይ ሕልና ጾሎት ተከፊቱ።
ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣሰንዩ ኣብቲ ካብ 31 ግንቦት ክሳብ 1 ሰነ 2010 ኣብ ፈረንሳዊት ከተማ Nice ዝተኻየደ መበል 25 ዋዕላ ፈረንሳን-ኣፍሪቃ ዝተሳተፈ ኣባል ቤትጽሕፈት ፕረሲደንት ስምኦን መሓሪ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ኤውሮጳ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም።
ብኣባል ኣሰናዳዊት ሽማገለ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብሓው ኣምሃ ደመኒኮ ዝተመርሔ ኣኸባ ኣብ ስቶክሆልም ብዕለት 22 ግንቦት 2010 ኣብ ናይ ኣኸባታት መጋብኣያ ኣደራሽ ሽስታ ትሬፍ ኣብ ዝተባህለ ቦታ ንጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ማእከል ዝገበረ ናይ ህዝቢ ኣኸባ ተኻይዱ።