ኤርትራዊ ኣእምሮኻ ሰሓል ስሬኻ ዕጠቕ ንለውጢ
Reply
ፖለቲካዊ ቁጠባውን ማሕበራዊን ኩነታት ኤርትራ 19 ዓመታት ድሕሪ ናጽነት ፣ ብዘደለናዮ መዓቀኒ ንርኣዮ ፣ ካብ ሕማቕ ናብ ዝኽፍኤ የንቆልቁል ከምዘሎ ንዕዘብ። ኣብ ዝባን ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ ዝገዝእ ዘሎ፣ ዘይሕጋዊ ዕላምኡ ዘይተፈልጠ ጉጅለ ኢሳያስ፣ ንኤርትራን ህዝባን ናብ መንገዲ ጥፍኣት ይመርሕ ኣሎ።